Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምድጋፍ ኣብ ሞያዊ ፕሮጀክት ይሃልኹም

ምስ ምስ Dispositif Amont de la Qualification (DAQ 2.0)

ኣዳላዊ Centre de Formation Bourgogne Franche-Comté ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እምበኣር ከኣ ሕጂ ብቑዕ ስልጠና፣ ወይ ስራሕ ንምርካብ ውልቃዊ ደገፍ ይከኣኣል እዩ ።


ኣገዳሲ!
ኣብዚ መደብ ንምስታፍ ምስ እትደልዩ ዝተረጋገጸ ደረጃ A2 ናይ ፈረንሳ (ብጽሑፍን ኣፋውን) ክህልወካ ኣለዎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ሞያዊ ፕሮጀክት ንምንጻር ወይ ንምውሳን ነቲ ሞያ ዘለካ ውክልና ምስ ክውንነት ኣነጻጽሮ
  • ብሓደ መወከሲ ስሩዕ ናይ ኩነታት ምዕባለታት ዘለዎ ብሕታዊ ደገፍ ይሃልኹም

  • ናብቲ ዝበለጸ ዝሰማማዕ ስልጠና/ስራሕ ዝወስድ መምርሕን ምክትታልን ይሃልኻ
  • ኣብ ኩባንያታትን ኣብ ቦታ ስናርዮታትን (ቴክኒካዊ መድረኻት) ናይ ስራሕ ልምምድ ምክያድ።
ምፍላጡ ኣገዳሲ!
እቶም ቴክኒካዊ መድረኻት ኣብ ሓደ ፍሉይ ዓውዲ (ህንፃ፣ ኢንዱስትሪ፣ ድሕንነት ወዘተ) ኣብ ሓቀኛ ኩነታት ሓደሽቲ ክእለት ንምምዕባል ወይ ፍልጠት ንምምሕያሽ ዝሕግዙ ናይ ስልጠና ቦታታት እዮም።

ምስ ደረጃኻ ዝተመጣጠነ ናይ FLE (ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ) ኮርሳት ክትወስድ ትኽእል ኢኻ ናብ፤

  • ብዝበለጸ ብኣፋውን ብጽሑፍን ምዝርራብን ምዝርራብን እዩ።
  • ሞያዊ ስነ-ቓላት ተማሃር።

ከመይ ንገብሮ?

ንደገፍና ክትምዝገቡ ምስ እትደልዩ፡ ምስ ማሕበራዊ ወኪልኩም ወይ ምስቲ ዝድግፈኩም መሓውር (Pôle emploi, Mission Locale, ወዘተ) ክትዛረቡ ኣለኩም። ኣብቲ መሳርሒ ክመርሑኻ ክኽእሉ እዮም።

ርኸቡና :

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • a mugnierምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • cfb besançonኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • wasselተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles