ምርካብ ደገፍ ብሕታዊ ደገፍ
ምስ ምስ Parcours accompagnement personnalisé à l'emploi et l'autonomie
ኣዳላዊ Mission Locale Haut-Doubs ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуን ካብ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክቶም ንምህናጽ ብሕታዊ ደገፍ ዝዓለም ኮይኑ ።
ትጉህን ውፉይን ኣማኻሪ ኣብ ዝተፈላለየ ደረጃታት ይሕግዘካ፤
- መዓልታዊ ህይወት፡ ምዝዋር (መጓዓዝያ ወዘተ)፡ መንበሪ ምርካብ፡ ጥዕናኻ ምሕብሓብ፡ ኣብ ንጥፈታት ምስታፍ ወዘተ።
- መሰላት ምርካብ፡ መሰላትካን ግዴታታትካን ምርዳእን ምፍላጥን፡ ኣብ ፈረንሳ ዜጋ ምዃን...ከምኡውን
- ሞያዊ: ስራሕ ረኸብ፣ ናይ ስራሕ ልምምድ፣ ስልጠና...ወዘተ
ኣገዳሲ!
ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት፡ እቲ ሕጹይ ንመብጽዓታቱ እንተድኣ ኣኽቢሩ፡ ኣብ ወርሒ ክሳብ €500 ዝበጽሕ ኣበል ምርካብ ይከኣል።
ኣብ ትሕቲ ዝተወሰኑ ቅድመ ኩነታት፡ እቲ ሕጹይ ንመብጽዓታቱ እንተድኣ ኣኽቢሩ፡ ኣብ ወርሒ ክሳብ €500 ዝበጽሕ ኣበል ምርካብ ይከኣል።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
17 Pl. des Bernardines, 25300 Pontarlier, France
03 81 46 54 61
milohautdoubs@milobfc.fr
8c Av. Charles de Gaulle, 25500 Morteau, France
03 81 46 54 61
milohaudoubs@milobfc.fr
33 Grande Rue, 25800 Valdahon, France
03 81 46 54 61
milohautdoubs@milobfc.fr
4 Pl. du Champ de Foire, 25120 Maîche, France
03 81 46 54 61
milohautdoubs@milobfc.fr
Chargement de la carte...
ስራሕ
ምምሕዳር
ቤት ጽሕፈታት
ስራሕ ምርካብ፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
ምጥላብ ገንዘባዊ ሓገዝ
12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnierምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
milohautdoubsተርጓሚ/ሚት
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት