Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ Centre de linguistique appliquée - Université de Franche-Comté

ኣዳላዊ Centre de Linguistique Appliquée - Université de Franche-Comté , Réseau MEnSኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ምስ ነፍሲ ወከፍ ደረጃ ዝተመጣጠነ ትምህርቲ ፈረንሳ ፣ ብዝበለጸ ንምርዳእን ንምርድዳእን፤

- ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) መሰረታዊ፡ ኣብ ሰሙን 15 ሰዓታት

- ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ጽዑቕ፡ ኣብ ሰሙን 23 ሰዓታት።

እቶም ኮርሳት ገጽ ንገጽ ዝካየዱ ኮይኖም ኣብ ነፍሲ ወከፍ ክፍለ ግዜ ክትሳተፍ ትሰማማዕ።

ዕለታት ኮርስ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዓመት፤
- ካብ መስከረም ክሳብ ታሕሳስ
- ካብ ጥሪ ክሳብ ግንቦት።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብቋንቋ ፈረንሳ ክትስጉም ትኽእል ኢኻ ንዝስዕቡ፤

  • ኣብ ዩኒቨርሲቲ ንኽይመሃሩ
  • ሞያዊ ስልጠና ንኽይገብሩ
  • ስራሕ ንምርካብ ይህግዝ።

ንምህናጽ ካብ ውልቃዊ ደገፍ ክትጥቀም ይከኣል፤

  • ናይ ዩኒቨርሲቲ መጽናዕቲ ፕሮጀክትካ
  • ፕሮጀክት ሞያዊ ስልጠናኻ
  • ሞያዊ ፕሮጀክትካ።

  • ባህላዊ ኣገልግሎት ማእከል ተግባራዊ ስነ-ቋንቋ

- ስፖርት፡ ባህሊ፡ ምብጻሕ፡ ንጥፈታት...

  • ቤተ መጻሕፍቲ ሚድያ

- ልብ-ወለድ፡ ኮሚክስ፡ መጽሄታት

- ዲቪዲታት

- ምስ ኢንተርነት ዝተኣሳሰራ ነጻ ኮምፒዩተራት።

  • ናይ ስራሕ ልምምድ ኦሬንቴሽን ኣገልግሎት (OSE)

- ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤን ንምጽሓፍ ምሕጋዝ

- ናይ ስራሕ ልምምድ ኣብ ምርካብ ሓገዝ።

  • ክፍሊ ቀጻሊ ትምህርትን ስራሕ-መጽናዕትን (SeFoC'Al)

- ኣቀራርባ ስራሕ-መጽናዕቲ (ኣብ ሓደ እዋን ምጽናዕን ምስራሕን)

- ሞያዊ ተመኩሮኻ ንምርግጋጽን ምስክር ወረቐት ንምርካብን ዝሕግዙ ስጉምትታት ምጽዳቕ ዝተረኸበን ተመኩሮን (VAE) ምቕራብ።

ከመይ ንገብሮ?

ድሕሪ ምልኣኽ መመልከቲ ፋይልካ ተቐባልነት እንተረኺቡ ንቃለ መሕትት ዕድመ ዝሓዘ ኢመይል ይመጸካ።

Lieu d'accueil

6 Rue Gabriel Plançon, 25000 Besançon, France

03 81 66 52 00

fle-pem@univ-fcomte.fr

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • fle-pemኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት
  • marion24ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiia12345ተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles