ምምሃር ንስራሕን መዓልታዊ ህይወትን ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Français langue d'intégration et professionnelle
ኣዳላዊ DéFiforma , GROUPE PSLኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці томуንምስታፍ ናይ 2 ወርሒ ስልጠና ኮርስ ን፤
- ምዕባለ ቋንቋ ፈረንሳ
- ምኽኣል ሞያዊ ፕሮጀክት ምህናጽ
- ምህላው ኣብ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ሓገዝ ።
- ምዝራርብ መዓልታዊን ኣብ ስራሕን ብዝበለጸ ምዝርራብ
- ምርካብ ናጻ ምዃንን ርእሰ ተኣማንነት ምርካብን እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ገዛ ዝካየድ ኮይኑ፡ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ስፖርታዊ ንጥፈታት እውን ኣሎ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
5, Avenue de l'Europe, 25400 Arbouans, Montbéliard, Doubs, Bourgogne-Franche-Comté, France métropolitaine
07 57 58 91 90
defiforma@ensemblier-defi.fr
Chargement de la carte...
ፈረንሳይ
ስራሕ
ቤት ጽሕፈታት
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
ጉዳያተይ ንምስላጥ ሓገዝ ምርካብ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
défiformaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
blaise93ተርጓሚ/ሚት
ktbተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
mspተርጓሚ/ሚት
hadjer loumaniተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት