Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ Café des mondes

MJC Palente
ኣዳላዊMJC Palente

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ

ዋጋ

ብነጻ

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ዝርከበሉ መዓልቲሓሙስ

ኣበይ ?

ተመሃርን ተለማመዶን ቋንቋ ፈረንሳ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 5 mois

እንታዩ’ዩ ?

Le Café des mondes ካፌ ደስ ሞንደስ ንኹሉ ብቋንቋ ፈረንሳ ንምውጋዕ ፡ ሓደስቲ ሰባት ክትራኸብን ዝገብር ቡን እናሰተኹም እትራኸብሉ ክፉት ቦታ እዩ።

እቲ ዕላማ ብቋንቋ ፈረንሳ ምዝንጋዕን ምትሕግጋዝን ምዕባለን እዩ።

ኣብ ዝደለኹሞ ግዜ ትመጽእን ትኸይድን። ነጻን ግዴታ ዘይብሉን እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ቋንቋ ፈረንሳ ብዝበለጸ ምርዳእ
  • ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ዝዛረቡ ወለንተኛታት ብምዝርራብ ከመይ ጌርካ ብዝርርብ ከም እትረዳዳእ ፍለጥ
  • ኣብ መዓልታዊ ህይወትትኩም ዝያዳ ናጻ ንምዃንን።

ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ክትራኸቡን ክትዕልሉን ትኽእሉ ኢኹም፡ ዝተፈላለየ ቋንቋ ክትሰምዑ ትኽእሉ ኢኹም፡ ንሓድሕድኩም ክትተሓጋገዙ እውን ትኽእሉ ኢኹም

ኣብ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት (ናይ ምብሳልን ምጥዓምን ዓውደ መጽናዕቲ፡ ናይ ሰሌዳ ጸወታታት፡ ናይ ደገ ጸወታታት ወዘተ) ክትሳተፍ ትኽእልሉ ኢኹም፡ ከምኡውን ሓደስቲ ንጥፈታት ምቕራብ ይከኣል

ከመይ ንገብሮ?

ንምስታፍ፡ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ንግሆ ካብ ሰዓት 10 a.m (ብዘይካ ናይ ቤት ትምህርቲ ዕረፍቲ) ኣብ Café des Mondes ናይ MJC Palente (ኣድራሻ፡ 24 Rue des Roses, 25000 Besançon) ንራኸብ።

ዝኾነ ሕቶ ምስ ፋኒ ሞርሎን ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም፤

ኣብ ላዕሊ ገጽ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
aslaslተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
ghannamghannamተርጓሚ/ሚት
adèle brardadèle brardተርጓሚ/ሚት
rezgar-bapirirezgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት