{{ሓጺር}} ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
ድሉዋት ፋይላት
16ድሉዋት ፋይላት
16
ምስ ኤዱ-ኣርት ብቪድዮ ምምሃር
ሓንቲ ፕላት ፎርም ስልጠና ናይ ትምህርቲን ፈጠራን ብፍልይ ዝበለ ቅዲ ንዝደለነዮ ዓይነት ትምህርቲ ካብ ዝኾነ ቦታ ኮንካ ምምሃር ፤፣
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ታሪኽ\ ዛንታ ን ኣቆልዑት
ጸውታ ማሕበረዊ ሂወትን ዜግነትን ምርዳእ
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ስራሕ ወይ ስልጠና ንምድላይ
ብሳላ እዚ መደብ ኣብ ፓሪስ ወይ ሴን-ሴንት-ደኒስ ንዝርከባ ሓደስቲ መጻእቲ ደቂ ኣንስትዮ ንምሕጋዝ ዝግበር ደገፍ።
ብነጻ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ስድራ-ቤት

ኣብ ስፖርት ንጠፉ
ኣብ ጽቡቕ ሃዋህው ክትዛነን ክትዘናጋዕን ስፖርት ግበሩ !
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ፈረንሳ ተማሃሩን ኣብ ንጥፈታት ተሳተፉን
ንዝበለጸ ንምርድዳእን ምስ ሕብረተሰብ ፈረንሳ ንምውህሃድን ኮርሳት ፈረንሳ ንምስታፍ ዘኽእል መደብ ፣ ተሳተፉ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ዳግመ ድህሰሳ ን ስነ ፍልጠት ወይ ንስነ ፍልጠት ዳህስ ስዎ ወይ እንደገና ፍለጥዎ፣
ናይ ኢንትርኔት ሃብቲን ምዕባለንተጠቀምቲ ብምዃን፣ ናይ ላ ሲቴ ደ ሲዮንስ "la cité des sciences" ማእከል ስነ ፍልጠት ትካል ሓቀኛ ስነ ፍልጠታዊ ሰብ ኩኑ፤
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ምምሃርን ምርዳእን ንትምህርቲ ምኩስኻስ
ን መንእሰያት ኣብ ቤት ትምህርቲ ካልኣይ ደረጃ ናይ ባህሊ ምምሃር
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳይ ምልላይ
ዳህሳስ ምግባር ኣብ ስነ-ጥበብ ናይ ስነ-ጽሑፍ ቋንቋ ፈረንሳ
ብነጻ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳን ኣብ ንጥፈታት ንምስታፍን ።
ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን ደረጃ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ግበሩ
8€ ሓንሳብ
ትኽኽል 10 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ምስልጣን ብሞያ ዕምባባ ምሻጥ ዓውደ መጽናዕቲ ተሳተፉ
እዚ ኣብ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ዙርያ ዕምባባ ዝግበር ንጥፈታት ኢደ ጥበብ ርኸቡ።
ብነጻ
ትኽኽል 3 መዓልቲ
ምስልጣን ሞያ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ስፖርትን ንጥፈታትን ብናይ ምትሕግጋዝ ናህሪ ምጽዋት
ናብ መሐንበሲ፡ ቤተ መጻሕፍቲ ወይ መጻወቲ በረድ ብ1 ዩሮ ጥራይ ኪድ።
1€ ሓንሳብ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት

ንኽትመሃር ምጽዋት
ወለድን ደቆምን ኣብ ክእለት ቤት ትምህርቲ ዝሰርሑሉ ዓውደ መጽናዕቲ።
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ፈረንሳይ
ምምሃር

ንመላእ ቤተሰብ ዝከውን ባህላዊ ንጥፈታት ምርካብ
ነጻ ዝኾኑ መደባት ን ቤተሰብ
ብነጻ
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ምስልጥ ሓገዝ ምርካብ
ማሕበርና ንኹሎም ተገልገልቲ ን ን ምሕባር፣ ንምሕጋዝ፣ ንምስላጥን፣ ንምስናይ ቅርብቲ እያ።
ብነጻ
ቤት ጽሕፈታት
ስድራ-ቤት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት

ኣብ ጥቓኹም ናይ መዘናግዒ ንጥፈታት ምርካብ፣
ዳህሊር፣ ናይ ስፖርት፣ ሙዚቃ፣ ትያትርን ከም ኡውን ነዘን ንጥፈታት እዚ ኣተን ክንገብረለን ዝግበኣና ቦታ ማለት ክለብ ደሊኻ ኣብ ምርካብ ይሕግዘኩምን የሰንየኩምን።
ብነጻ
ኣብ መንጎ {{min ዝተሓተ}} ን {{max ዝለዓለን}} ዘሎ {{unit መዐቐኒ}}
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ስድራ-ቤት
