ኣብ ጥቓኹም ናይ መዘናግዒ ንጥፈታት ምርካብ፣
ምስ ዳህሊር(Dahlir) ዝበሃል ትካል፣
ኣብ ጥቓኹም ናይ መዘናግዒ ንጥፈታት ምርካብ፣
ምስ ዳህሊር(Dahlir) ዝበሃል ትካል፣
መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ : 3 déc. 2021
እንታይ ኢዩ?
ዳህሊር ን ጠለባትኩም ዝሰማማዕ ንጥፈታት ናይ ምዝንጋዕ ከም እኒ ስፖርት ሙዚቃ ትያርትን ዝኸውን ንጥፈታት ፣ነዘን ንጥፈታት እዚ ኣተን ክንገብረለን ዘኽእለና ቦታ ወይ ክለብ ኣብ እቲ እንነብሩሉ ኣከባቢ ንምርካብ ይሕግዝ።
ንመን ኢዩ ፧
ግዜ
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ፣
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 3 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ግዜ
ካብ 6 ክሳብ 12 ኣዋርሕ፣
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 3 ናብ 80 ዕድመ
ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ
ዞባ\ ዴባርትሞ
ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧
ደስ ዝብለኩም ንጥፈታት ምርካብ፣
ወኪል ናይ ዳህሊር(Dahlir )ንዓኹም ዘሳሊን ዝሕግዝን ሰብ፣ ብመጀመርያ እቲ ምስ ኩነታትኩም ዝኸይድን ዓይነት ንጥፈትን መዘናግዒ ኣለልዩን ደልዩ ፣ ብድሕርዚ ድማ ኣብታ ቀዳመይቲ ናይ ፈተነ ልምምድ እትገብሩላ መዓልቲ ከሰኘኩምን ኣብ መወዳእታ ድማ ነቲ ቦታ ምስፈለጥኵም ዎን ምስ ፣ ባዕልኩም ነጻ ኾይንኩም ክትከዱን ንጥፈታትኩም እውን ክትገብሩ ነጻ ይሓድገኩም።
ምዝውታር ሓደ ንጥፈት ሓደሽቲ ሰባት ኣብ ምልላይን ሓድሽ ነገር ንኽትመሃርን ይጠቅም።
ጽቡቕ ኣጋጣሚ ምስ ሓደሽቲ ሰባት ምልላይን ሓድሽ ነገር ኽትመሃር ምኽ ኣልን ይጠቅም።
ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ
ንትካልና ዳህሊር ክትረኽቡና ምስ እትደልዩ፣
- ቴሌፎን : 04 43 07 36 46
- ኢመይል contact@dahlir.fr
- ወብ ሳይትና ተወከሱ፣ dahlir.fr
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ