ኣብ ፔሳክ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር
ምስ ኡ ኤስ ኣ ኣ ሰ ASAAC

ኣብ ፔሳክ ቋንቋ ፈረንሳይ ምምሃር

ምስ 
ኡ ኤስ ኣ ኣ ሰ ASAAC

እንታይ ኢዩ?

ኣላን ኩደር ዝቀርብ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ፣ ንስድራቤት ንኣቖልዑት ብሓባር ወይ ብውልቂ ንደረጃ A1 ወይ B2 ዘለዎም ፣ብዝካኣል ናይ ማሕበረዊን ናይ ሞያዊን ሓደ ሓገዝ ድጋፍ ምቕራብ።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ሕሳብ ናይ ባንኪ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 0 ናብ 90 ዕድመ
ግዜ

ካብ 12 ክሳብ 36 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
12
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ኣገዳሲ

ሕሳብ ናይ ባንኪ

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ኒ ኹሉ ህዝቢ
ዕድመ ይሓትት
ካብ 0 ናብ 90 ዕድመ
ግዜ

ካብ 12 ክሳብ 36 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
መኽፈሊ
12
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

33 - Gironde

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ኣብ ቋንቋ ፈረንሳይ ግስጋሰ ምዕባለ ምግባር

ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ሓደ ክፋል ፈተና ብዝክኣል መጠን ሓልፍነት ምሳዋድ ፣ከምኡ`ውን ንወለድን ንህጻናት ካብ 0 ዓመት ክሳብ 3 ዓመት ዘለው ዕድመ ንጥፈታት ምድላው፤፣

ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታትን ምምሕድራትን ሓገዝ ናይ ድጋፍ ምርካብ ።

ምስ ተሓጋግዝቲ ናይ ሶሻያል ኣብ ዝኾነ ናይ ቤት ጽሕፈት ሓደ ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ

ኣብ ናይ ሞያዊ ኣብ ምስላጥ ናይ ቤት ጽሕፈታት ሓገዝ ድጋፍ ምርካብ

ኣብ ማእከል ውሽጢ ናይ ማሕበራዊ ብዙሓት ኣቃውማታት ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲ ናይ ሞያዊ ሓገዝ ድጋፍ ንምርካብ ተንቀሳቀሲ ቀረብ የዳልው ፤፣

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ርኸቡና

ናትና ፔጅ ኣብ ፌስብክ ኣብዚ ሊንክ : cliquez ici! cliquez ici! ጠውቑ

ብተሌፎን በዚ ዝስዕብ ቁጽሪ 0776614204 ደውሉልና

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
7 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
13እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par
ESAAC

Espace Social et Animation Alain Courdert