ምምሃር ኣብ ዩኒቨርሲቲ ዲጆን Dijon ፈረንሳ ተማሃሩ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1138 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ (DU) ምርካብ።
ገይክ በተፐ ቡርጎኝ ዝተባህለ መደብ (Geiq BTP Bourgogne) ኣብ ህዝባዊ ስራሓት ህንጻ ብምህናጽ ዝነጥፍ ትካል እዮ።
ንምርካብ ን9 ወርሒ ዝኸውን መንበሪ ገዛን ኣብ ኩሉ መዳያት መዓልታዊ ህይወት ሓገዝን።
ኣብ ጽላት ህንጻ ዝርከባ ኩባንያታት ንምፍላጥ፡ ምምልማልን ምርኻብን ቀዋሚ ስራሕ ክህልወኩም ምስ እትደልዩ
ፖለቲካዊ ርእይቶኹም ንምግላጽ.
ምርካብ ናይ ቋንቋ ብቕትኩም ኣብ A1, A2 et B1 ንምምስካር
ኣብ ግዝያዊ መንበሪ (ኣብ መንጎ 6 ወርሒ ክሳብ 1 ዓመት) ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ደገፍ ንስድራቤታት ኣብ ዶለ Dôle
ናይ ምዝዋር መኪና ቀጥዒ ዝሕለፍ ገተና፣ ንምድላውን ብኸመይ ከም እትዝውር ኣስተምህሮ ንምሃብን ዝዓለም እዩ።
ምርካብ እዚ ካርድ ብ10 ዩሮ ዝሓሰረ ኮይኑ ን ኣብ Bourgogne-Franche-Comté. ዝነብሩ ትሕቲ 30 ዓመት ንዘለዉ ሰባት ዝምልተክ እዩ
ምያዊ ኣፍልጦ ንምቕሳም፣ ስራሕ ንምርካብን፣ ዘኽእል ስልጠና ኣብ ዓውደ ሕርሻ፣ ብኸመይ ከም እትሳተፉ ንምሕባርን ንምስናይን
ምውሳድ ነጻ ስልጠና ውሰድ፣ ናይ ስራሕ ውዕል ምፍራምን ድጋፍ ይግበረልኩም ።
ምርካብ ስልጠና ኣብ መዓልታዊ ህይወት ንምቕላል ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ንምምሕያሽ ዝወሃብ ኮርሳት ፈረንሳ ንምስታፍ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ናይ ጽሑፍን ምዝርራብን ኮርሳት ፈረንሳ፡ መዓልታዊን ሞያውን ህይወት፡ ዝህግዝ ናይ ትምህርቲ መደብ ምስ ዲፕሎሙ
ምርካብ ሓበሬታ ወረቓቕትን ባጀትን ፣ ብፍላት ኣብ ጁራ ንመሰላት ንምርካብ ዝግበር ደገፍ፣ ምሕደራ ባጀት፣ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ወዘተ
ምምሃር ቋንቋን ፈረንሳ ኣብ ቀዳም 3 ሰዓታት ትምህርቲ ቀዳም ናብ ደረጃ B1 ንምብጻሕ፡ ን TEF-IRN ወይ DELF B1 ምድላው
ስልጠና ኮርሳት ንፈተና DELF A2 ወይ B1ከ ምኡውን B1 ንምውሳድ ድሉዋት ክኾኑ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ ምጽሓፍን ምንባብን (ንባብን ምጽሓፍን) ከምኡ’ውን A1፡ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዜ ንምምሃር
ናይ ክፍለ ግዜ CDDI (ናይ ውሱን ግዜ ውህደት ውዕል)፣ ምስ ስራሕ፣ ስልጠናን ደገፍን ርኸቡ።
ምእንቲ ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ዝተመጣጠነ ደገፍ (ኣባይቲ፣ ስራሕ፣ ስልጠና ወዘተ)
ንምርካብ ስልጠናን ውህደትን ውዕል፡ ምፍላይን ምፍራስን ኦፕሬተር፡ መራሒ ፎርክሊፍት፡ መራሒ መኪና፡ ኣብ ሰሙን 35 ሰዓታት
ምርካብ ምኽሪ፡ ምዝዋር መኪና፡ ንኽኸፍል ሓገዝ ምሕታት፡ ቃላት፡ ደገፍ ኣብ ቤት ትምህርቲ ማሕበራዊ ምዝዋር መኪና
ምድልውን ን መብርሂታት፣ ምድላውን ደገፍን ኣብ ቤት ትምህርቲ ማሕበራዊ ምዝዋር መኪና