Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምውሳድ ናይ መደረ ዝርራብ ወይ ስልጠና

ምስ ኣብ La Médiathèque des 4C

ኣዳላዊ Médiathèque 4C , madameflefliኣቐድዲሙ ዝነበረ 4 дні тому

መደረ ኢሂን ምሂን ንብቋንቋ ፈረንሳ ፣ኣብ ዝተፈላላዩ ዛዕባታት ብቅዓት ንምጥራይ

ቆጸራ ኩሉ ግዜ ሓሙስ ካብ 14h 30 ክሳብ 15h30 ኣብ መድያቴክ ወይ ላይብረሪ ናይ ደ ሎንስ ለ ሳኡኒረ Lons le Saunier.

ኣገዳሲ ሓበሬታ ኣቐዲምኩም ክትምዝገቡ ይግባእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ብሳላ እዚ ስለጠና እዚ፣ ሓድሽ ቋንቋ ፈረንሳ ዝዛረቡ ሃገራት ዘይመጸ ሰብ ፣ ግን ከኣ ቋንቋ ፈረንሳ ምስ ዝመልኩ መምህራን ዝወሃብ ስልጠና እዩ።

እቶም ዓውደ መጽናዕትታት ካብ ጀመርቲ ክሳብ ማእከላይ ደረጃ ተማሃሮ ንኹሉ ክፉታት እዮም።

ንኻልኦት ተሳተፍቲ ብምዝራብን ብምስማዕን ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ከተመሓይሽ ትኽእል ኢኹም።.

ዋላ ሓንቲ ክትከፍል ኣየድልየኩም እዩ!

ከመይ ንገብሮ?

ኣድራሻ 7 rue des Cordeliers - 39000 Lons le Saunier

Lieu d'accueil

7 rue des Cordeliers, 39000 Lons-le-Saunier, France

03 84 47 85 50

sherbst@ecla-jura.fr

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • vikpetrukተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • blagardeተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • 4cኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles