Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ናይ ምዝዋር መኪና ትምህርቲ ንምውሳድ ንሕግዝ

ምስ ፕሮጀክት ሞቢሊቴ ኣልፎን mobilité allophone

ኣዳላዊ Mission locale Dole-revermont ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 3 ans

ሓደ መደብ ብ ኸመይ ፣ ምድላዋት ናይ ምሕላፍ ፈተና ተካይዱ ንነግረኩም።ከከም ኣድላይነት ናይ ዓይነት ክትሓልፍዎ እትደልዩ ፈተና።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ናይ ፈተና AM et/ou B. ንምሕላፍኩም ዝከኣልና ንገብር

ኣን ናይ ሓባር ምህዞኣዊ ጸወታ ክትሳተፉ ንሕግዝ "ናይ ምዝዋር ነገር ዝጠቕም ቋንቋ ምጽናዕ ".

  • ሕለአፉ ብ l'ASRናይ Greta de Lons-le-saunierወይ de Besançon
  • ናይ ቃል ፈተናን ምዝዋርን ንምምሃር ተመዝገቡ

  • ልምምድ ናይ ምሕላፍ AM
  • ሰዓታት ናይ ምዝዋርን ን permis B ዝበቅዕ ምዝዋር.

ከመይ ንገብሮ?

ደውሉልና ንብ03.84.72.53.18 ንሕና ድም ምስ፣ዝቐርበኩም ትካልና ከነተሓሕዘኩም ኢና።

ብ ኣካል እውን ፣ን ኣማኻሪኹም ወይ ኮንሰይኩም ክትሓቱ ትኽእሉ ኢኹም

i ምፍላጡ ኣገዳሲ። ናይ ብቕዓትኩም መሐበሪ ዝኾነ ANTS ዘሎ ናይ ቴለፎን ካልእን ዝርዝር ከም ብ ካርድኹም ፣ ሓደ ክኸውን ኣለዎ

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • ammar bazzaziተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • immortelተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • milodolerevermontኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • marianne georgesተርጓሚ/ሚት

Liens utiles