Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ምስ ምስ FLE du niveau A2 au B1

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ሓተትቲ ዑቕባ, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA2, B1

ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ

ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ ሰሙን
ዝርከበሉ መዓልቲቀዳም

ኣበይ ?

ምውሳድ ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ቀዳም

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un mois

እንታዩ’ዩ ?

እዚ ን 3 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ ኣብ ቀዳም፡ ንደረጃ B1 ምጽዳቕ ንዘድልዮም ሰራሕተኛታት ዝዓለመ መደብ እዩ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
መመላእታ ናይ ምትሕግጋዝ መድሕን ጥዕና (CSS ምስ ፋይናንሳዊ ተሳትፎ) እንተኸፊልኩም፡ ነቲ ናይ መጓዓዝያ ምትሕግጋዝ ምንካይ ክትሓትት ኣይትኽእሉን ኢኹም።
ኣብ መወዳእታ ናይቲ ስልጠና፡ ን10 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ወይ ንፈረንሳዊ ናቹራላይዜሽን ንምምልካት፡ TEF-IRN (ፈተና ውህደት፡ መንበሪን ዜግነትን ፈረንሳ) ክትወስድ የኽእለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንምምሕያሽ ምዝርራብ፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍ
  • ካብ 3 ክሳብ 6 ሰባት ዝሓቖፈ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ዝወሃብ ትምህርቲ
  • እዚ ትምህርቲ ቀዳም፡ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ወርሒ ሰለስተ ግዜ
  • ኣብ ዓመት ኣብ ዝኾነ እዋን ኮርሳት ናይ ምጅማር ይከኣል ።

ዕላማ ናይዚ ንጥፈታት ንፈተናታት TEF-IRN ወይ DELF B1 ን10 ዓመት መንበሪ ፍቓድ ወይ ፈረንሳዊ ናቹራላይዜሽን ንምምልካት ምድላው።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ላዕሊ ገጽ

9 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
claudia mclaudia mምምሕዳር
laurence plaurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
mathieutradmathieutradተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
alkhatibahmalkhatibahmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት