Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምስራሕ ከም ተኸናኸንቲ ኣእዋም ኣብ ናይ ኣትክልቲ ቦታ

ምስ ምስ Chantier d'insertion AGATE Paysages

ኣዳላዊ AGATE Paysages ኣቐድዲሙ ዝነበረ 10 місяців тому

እዚ ስራሕ እዚ ደቂ ተባዕትዮን ደቂ ኣንስትዮን ኣብ ምሕደራ ሓምለዋይ ቦታ ወይ ምቑራጽ ኦም ኣብ ናይ ውህደት ፕሮጀክት ክሰርሑ ዘለዎም ተኽእሎ ዘዕቢ እዩ።

እቲ ውዕል ስራሕ ካብ 4 ክሳብ 6 ኣዋርሕ ዝጸንሕ CDDI (contrat à durée déterminée d'insertion)ኮይኑ ብኽፋል ግዜ ዝሰርሕ ኮይኑ እንተበዝሐ ኣኣብ2 ዓመት ዝሕደስ እዩ።

እትስልጥንዎ ስርሓት :

  • ፈለማ ኣብታ ከተማ ሓምለዋይ ቦታታትን ኣግራብን ምሕላው
  • እንተላይ መንገድታትን ሩባታትን ምጽራይን ምሕላውን ።
  • ኣኣገባብ ኣቆራርጻ ኣግራብ

እቲ ዕላማ ናብ ዓለም ስራሕ ንምእታው ክእለት ሓደ ሞያ ምምሃር እዩ፣ ብውልቃዊ ደገፍ።

እዚ ስልጠና እዚ ምሉእ ዓመት ይከኣል እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ዓታት ስራሕ ኣብ ሰሙን 26 ሰዓታት
  • ደሞዝ ከከም ስምምምዕ ዝተሓተ ደሞዝ ንሰዓት ይኽፈል።

  • ሓፈሻዊ መርመራ ንምግባር
  • ምእኝቲ ውልቃዊ ጸገማት (ወረቐታዊ ስራሕ፡ ሞያዊ ፕሮጀክት፡ መንበሪ ኣባይቲ ወዘተ) ንምፍታሕ ምሕጋዝ ክከኣል
  • ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው።

  • ምስ ሓምለዋይ ቦታታትን ምቑራጽ ኦምን ዝተኣሳሰሩ ፍሉያት ክእለታትን ሜላታትን ምምሃር
  • ብሓባር ም ስራሕ ምልምማድ
  • ምስ ሰብ ሞያን ትካላት ንግድን ተራኸብ።

ከመይ ንገብሮ?

ክፍለጥ ዝለዎ እምበኣር ኣብዞም ናይ ውህደት ፕሮጀክትታት ክትሳተፉን መመልከቲ ክትሰዱን እንተኽኢልኩም ንምርግጋጽ፡ ርኸቡ፤

Lieu d'accueil

11 route de salins 39380 Ounans, France

3 rue Casel 39100 Choisey, France

39110 Salins-les-Bains, France

Domblans, France

39120 Chaussin, France

39570 Macornay, France

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • agateኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • djedoተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • anihተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • igornrgተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles