Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ፈተና ናይ DELF ንምድላውን ንምውሳድን ።

ምስ ምስ Cours de préparation

ኣዳላዊ Femmes Debout ኣቐድዲሙ ዝነበረ 3 місяці тому

ምእንቲ ንፈተና DELF A2 ወይ B1 ከምኡውን B2 ንምርዳእን ንምድላውን ዝሕግዙ ኮርሳት።

ን3 ኣዋርሕ ድማ እቶም ኮርሳት ብንኣሽቱ ጉጅለታት ይውደቡን ምስ ደረጃ ፈተና ይመጣጠኑን።


ምፍላጡ ዘገድስ
እቶም ኮርሳት ብነጻ እዮም ንፈተና ግን ክፍሊት ኣሎ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ቅድሚ ምጅማርኩም፡ ንዝምጥን ጉጅለ ንምርካብ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ምግምጋም ኣሎ።

ነቲ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ ምሳኻትኩም ንመልኦ ኮይኑ፣ ብቐጥታ ድማ ናብ ማእከል ፈተና ንሰዶ።

እቲ ጽቡቕ ነገሩ 99% ካብቶም ንመዳለዊ ኮርሳት ዝተመዝገቡ ሰባት ፈተናኦም ሓሊፎም።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ምስ ማሕበር Femmes Debout ንምግባር ተደልዩ

ምስ ሓላፊት ራሄል ቦይቸት Rachel BOICHUT ርኸብዋ፤

Lieu d'accueil

32 Rue du Maréchal Leclerc, 39100 Dole, France

03 84 82 14 37

femmesdebout@coop-agir.fr

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • femmes deboutኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kenza24ተርጓሚ/ሚት
  • clieseilleተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • abdulrahmanተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • cathyw99ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles