ምስ Mission Locale Sud Jura - ምርካብ ሓገዝ ኣብ ሞያውን ውልቃውን ፕሮጀክትኹም - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ሓገዝ ኣብ ሞያውን ውልቃውን ፕሮጀክትኹም

ምስ ምስ Mission Locale Sud Jura

ኣዳላዊ Mission Locale Sud Jura ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

እዚ ን ካብ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም መንእሰያት ውልቃውን ሞያውን ፕሮጀክቶም ንምህናጽ ብሕታዊ ንምርካብ ዝዓለም መደብ እዩ።

  • ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ
  • ከምኡስን መንበሪ ንምርካብ
  • ምግዓዝ፣ ዞባ ምቕያር
  • ንነብስኻ ምሕብሓብ
  • ወረቓቕትኹም ኣዘምኑ
  • መሰላትኩምን ግቡኣትኩምን ምፍላጥን ምርዳእ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ ውሱን ወይ ሓደ ኣማኻሪ ወይ ኣማኻሪት ምስ ድሌታትኩምን፡ ፕሮጀክትኹምን፣ መንገዲ ሞያኻን ዝተመጣጠነ ደገፍ ንምግባር።

ኣብ ኩነታትኩም ተመርኮሰ ብሕታዊ ምኽሪ ምርካብ።

ስራሕ ንምርካብ ስልጠና ወይ ልምምድ ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኺም።

ከምኡውን እቲ ናይ ከባቢ ተልእኾMission Locale ንመዓልታዊ ህይወት ሓገዝ ክትረክቡ ክሕግዘኩም ይኽእል እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

  • ብስልኪ፡ 03 84 87 02 56
  • ወይ ድማ ብቐጥታ ኣብቲ ቦታ ንዑ ርኣዩና።
ላ ሚሽን ሎካል ኣብ 12 ቦታታት ብሓጎስ ይቕበለኩም (ዝርዝር ርክብና ንምርካብ ኣብ ታሕቲ ካርታ ርአ)።

ኣብዚ ici.መርበብ ሓበሬታና ክትበጽሑ ትኽእሉ ኢኹም ።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 1000 Rue des Gentianes, 39000 Lons-le-Saunier, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 2 Rue de l'Égalité, 39300 Champagnole, France
  • 03 84 87 02 56
  • champagnole@milobfc.fr

  • 1 Rue du Tomachon, 39200 Saint-Claude, France
  • 03 84 87 02 56
  • hautjura@milobfc.fr

  • 39190 Beaufort-Orbagna, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 39160 Saint-Amour, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 39270 Orgelet, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 39240 Arinthod, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 39130 Clairvaux-les-Lacs, France
  • 03 84 87 02 56
  • lons@milobfc.fr

  • 39260 Moirans-en-Montagne, France
  • 03 84 87 02 56
  • hautjura@milobfc.fr

  • 39150 Saint-Laurent-en-Grandvaux, France
  • 03 84 87 02 56
  • hautjura@milobfc.fr

  • 39400 Hauts-de-Bienne, France
  • 03 84 87 02 56
  • hautjura@milobfc.fr

  • 39220 Bois-d'Amont, France
  • 03 84 87 02 56
  • hautjura@milobfc.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • mission locale sud juraኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • djedoተርጓሚ/ሚት
  • ghannam laspresesተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • piedhand1998ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles