ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Cours de français Fondation INFA
ኣዳላዊ Fondation INFA ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік томуትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ን
- ኣብ መዓልታዊ ህይወትን ሞያዊ ህይወትን ናጻ ንምዃን ምኽኣል
- ንደረጃታት A2, B1, B2 ፈተናታት የዳልወኩም።
እቲ ትምህርቲ ካብ 3 ክሳብ 4 መዓልታት ኣብ ሰሙን (ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ሓሙስ፣ ዓርቢ) ካብ ሰዓት 9h 12h ክሳብ 16h30.
ንሰራሕተኛታት ን1 መዓልቲ ኮርሳት ምውዳብ ይከኣል እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ
ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም
- ካብ 1 ወይ 2 ዝጅምር ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ክህልዎም እዩ።
- ሓጸርቲን ቀለልትን ሓረጋት ተጠቒምኩም ብ ቋንቋ ፈረንሳ ክትረዳድኡ ምኻኣል (ዝተሓተ ደረጃ A1)ክኸውን ኣለዎ
ነዚ ስልጠና ንምዝዛም ግድን ክማልኡ ዘለዎም ነገራት፤
- ምስ OFII ውዕል ውህደት ሪፓብሊካን (CIR) ምፍራም
- ካብ 1 ወይ 2 ዝጅምር ቁጽሪ ማሕበራዊ ድሕነት ክህልዎም እዩ።
- ሓጸርቲን ቀለልትን ሓረጋት ተጠቒምኩም ብ ቋንቋ ፈረንሳ ክትረዳድኡ ምኻኣል (ዝተሓተ ደረጃ A1)ክኸውን ኣለዎ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Dole, Lons le Saunier, Champagnole
0384826697
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
infa-bfcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
taghridተርጓሚ/ሚት
haloumaተርጓሚ/ሚት
ashተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
murtazaተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት