Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ

ምስ ምስ Cours pour débutants

ኣዳላዊ Association Maison Commune ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

ምእንቲ ቋንቋ ፈረንሳ ማሂርኩም እዚ ዝስዕብ ነገራት ማለት ፤

  • ምንባብ
  • ምጽሓፍን
  • ምርድዳእን ክትክእሉ እዩ።
ኣብ ሰሙን ን 1.30 ሰዓት ዝኸውን 3 ኮርሳት ትምህርቲ ብንኣሽቱ ጉጅለታት ዝተመደበ እዩ።
እቲ መደብ ትምህርቲ እቲ መዓልታትን ግዜን ንነፍሲ ወከፍ ደረጃ ዝተፈላለየ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ቃላትን ሓረጋትን ተማሃሩ
  • ብቐሊሉ ንክትዛረቡ ምኽኣል
  • ቀለልቲ መልእኽትታት ክትጽሕፉ ምኽኣል
  • ሕቶታት ንምሕታትን...ወዘተን

  • ምእንቲ ሕብረተሰብ ፈረንሳን ከመይ ከም ዝሰርሕን ንምርዳእ
  • ምእንቲ ካብ ህዝባዊ ኣገልግሎታት ዝመጽእ ደብዳቤታትን ኢመይላትን ምርዳእ ክትክእሉ
  • ምስ ዝተፈላለዩ ሰባት ክትራኸቡ...ወዘተ

ኣብ መዓልታዊ ህይወትኩም ብግቡእ ንምንባር ምኽኣል ንኣብነት : ናብ ሓኪም: ናብ ሱፐርማርኬት ወዘተ ባዕልኹም ክትከዱ ምኽኣል።

ከመይ ንገብሮ?

እንተደኣ ዘገድሰኩም ኮይኑ፣ ንምምዝጋብ ብ 03 84 47 58 15 ደውሉ።

ምፍላጡ ዘገድስ!
ሓደ ኣሰልጣኒ ደረጃኹም ብምግምጋም ዝምእምኣኩም ጉጅለ ክትረክቡ ክሕግዘኩም እዩ።

Lieu d'accueil

1025 Rue des Gentianes, 39570 Lons-le-Saunier, France

03 84 47 58 15

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • alexismcኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • cathyw99ተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • davetigraway@39ተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • naghamተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት

Liens utiles