Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምኽኣል ንምሕላፍ ናይ ቋንቋ ፈተና ኣብ TEF-IRN

ምስ ምስ ኤል ፒ ኤፍ ኤፍ LPFF

ኣዳላዊ L. P. FORMATION - FORMACOOP , Le Français des Affaires de la CCIP-IDFኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 22 jours

ምጥራይ እቲ ናይ መገምገሚ ብቕዓት (TEF) ሓደድ መወከዲ ናይ ዓለም ለኻዊ ኮይኑ። ብ ቕዓትኩም ዝልክዕ እዩ።
TEF-IRN ድማ ን ደረጃ A1 Intégration, A2 ደረጃ ድማ ካርድ ናይ 10 ዓመት ንምሓዝ ዝጠቕም፣ከምኡውን B1 ደረጃን ዜግነት ናይ ፈረንሳ ንምሓዝ ዘኽእለኩም ደረጃ እዩ። ካብ 2026, እቶም ናይ መርመራ መደባት l'examen civique. ን ሓበሬታ ኣብዚ ብምጥቃቕ ici.

ምፍላጥ ዘገድስ!
እዚ ፈተና እዚ ማለት ደረጃ B2.ን ክልተ ዓመታት ጥራይ እዩ ዝጸንሕ

ንምንታይከ የዘገድስ?

እቲ TEF ኣብ ሞጁላት modules (ሓያሎ ክፋላት ዘለዎ ) ተኸፋፊሉ ሓያሎ ክእለታት ይግምግም። ከከም ዕላማኻን ክትወስዶም ዘለካ ስጉምትታትን፡ ንዓኻ ዝጠቕሙ ፈተናታት ሒዝካ ኣብቲ ናይ TEF ክፍለ ግዜ ክትምዝገብ ትኽእል ኢኻ።

ምፍላጥ ዘገድስ!
ንሞያዊ ስልጠና ንምምዝጋብ ደረጃ B1, B2 ወይ C1 ክድለ ይኽእል እዩ፤ እቲ TEF Études ክእለትካ ከተረጋግጽ የኽእለካ።

ኣዚ መደብ ወትሩ ቀዳም ንግሆ ዝካየድ መደብ

ደረጃ ቋንቋ ብቕልጡፍ ከተርኢ እንተድኣ ኣድልዩ፡ ውልቃዊ ክፍለ ግዜ ክንውድብ ንኽእል ኢና።

ከመይ ንገብሮ?

ን ኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ኮነ ካልእ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም፣ ብዓቢኡ ድማ እቲ ናይ ዝቕጽል መደብ ኣብ Dole. መዓስ ምዃኑ ምፍላጥ እውን ትኽእሉ ኢኹም

lpicaud.fle@gmail.com ጽሓፉልና

Lieu d'accueil

39100 Dole, France

Chargement de la carte...

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • boris22ተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • laurence pኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles