ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ sur 172
ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳን ከምኡን ውን ደገፍን ወይ ሓገዝ ኣብ ምስ መዓልታዊ ምምሕዳራዊ ኣገባባት ዘድልዪ ነገራት ብነጻ ኣገልግሎት ይህብ።
ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Alpes-Maritimes
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ምህናጽ ሓዳሽ ህይወት ውልቃዊ መደባትን
ሓደ መሳርሒ ኣብ ዞባ ፓካ PACA፣ ምትእታው ንጥፈታት ንደቂ ኣ፣ ፈለማ መጻኣቲ ረፑብሊክ ፈረንሳ ንምትሕሓዝ ዝዓለም እዩ
ምዕጃብ፣ ንጥፈታት ግበርን ብውልቂ ተዓጂብካ ምኻድን እዩ።
ምርካብ ሓገዝ፣ ንጥፈታትን ምኽርን ንህጻናትን መንእሰያትን ክሳብ 25 ዓመት ዝዕድሚኦም ካብ ወለንተኛ
ምርካብ ናይ መጓዓዝያ ንመፍትሒታት
ኣብ la vallée de la Roya et de la Vésubie, ጎላጉል ሮያን ቬሱቢን ናይ ምንቅስቓስ ደገፍ፣ ናይ ምትሕግጋዝ መጓዓዝያ፣ ናይ መኪና ምትእኽኻብ
ምምሃር ንስራሕ፡ መንበሪ መድለዪ ፈረንሳዊ ቋንቋኹም ኣመሓይሹን።
ምቕያር ዞባ ፣ ስራሕ ይሃልኹም፣ ካብ ኒስ ወጻኢ መንበሪ፣ ምምሕዳራዊ ደገፍ፣ ፈረንሳ
ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ ስልጠና ምውሳድ
ምኽኣል ስልጠና ኣብ ኢንዱስትሪ መመገቢ፡ ስነ-ቓላት፡ መሰረታዊ ፍልጠት፡ ርእሰ ተኣማንነት
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ መንበሪ ገዛ ንምርካብን
ምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምርካብ መሰላት፡ ምርካብ ምምሕዳራዊ ጉዳያት፡ ምርካብ ምትእስሳር ምስ ደጋፊ ኣአንጋዲት ሃገርን ህዝቢን እገባብ ኣነባራን
ምርካብ ሓገዝ ናይ ሞያዊ ውህደት ከምኡውን ደገፍ ንምርካብ መንበሪ ገዛን።
ንምርካብ ኩለመዳያዊ ደገፍ፡ ምፍላጥ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይቲ፡ ስራሕ ወይ ስልጠና...ወዘተ
ምምዕባል ቋንቋ ፈረንሳን ናጻ ንምዃን ርእስኹም ምኽኣልን
ምኽእል ምስታፍ ኣብ ስልጠና ንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምዝራብ ንምምሃር ናጻ ክትከውንን ስራሕ ንምርካብን
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ e-photo
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ዜግነት ናይ ፈረንሳ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት Étrangers en France (ANEF) ኣብ ኢንተርኔት
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምስላጥ መስርሕ ንምጥርናፍ ስድራቤት ንምግባር
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምርካብ ናይ ወጻእተኛታት ፓስፖርት ወይ ናይ መገሺ ካርድ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ 'ካርት ሰጁኽ 'ወይ መንበሪ ካርድ
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ናብ 115 ብምድዋል
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምኽኣል ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ