ምርካብ ስራሕን መንበሪን ገዛን ኣብ les Alpes-Maritimes
ምስ ምስ AGIR 06
ኣዳላዊ AGIR , AGIR, Gouvernement, Union Européenneኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки томуእቲ ብ AGIR ኣጂር ዝበሃል ዝፍለጥ መደብ ንፈረንሳ ንዝርከቡ ስደተኛታት መንበሪን ስራሕን ንኽረኽቡ ዝሕግዝ መስርሕ እዩ ።
ብመሰረት እቲ ፕሮግራም ናይ ኣጂር ኣብ ፈረንሳ ኣብ መስርሕ ውህደትኩምን ኣብ ኣገባባቶምን ምስላጥ ይሕግዘኩም እዩ።
ኣብ እዘም ንዝስዕቡ፣ መስርሕ ደገፍ ከውህበኩም ይኽእል፤
- ንመላእ ቢኤተሰብኩምን ንዓኻኹምን ንደቅኹምን ንምምሕዳራዊ ኣገባባት ምፍጻም፣ ።
- ኣብ መንበሪ ንምርካብ ምትሕብባር
- ኣንትደኣ ቋንቋ ፈረንሳ ንምምሃር ወይ ሞያ ንምምሃር ስልጠና ምርካብደሊኹም
- ስራሕ ንኽትረኽቡ ምስ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብምትሕብባር
- ከምኡውን ን ኣብ መዓልታዊ ህይወትዘጋጥም ብድሆታት ከም እኒ (ምሕብሓብ ህጻናት፡ክትትል ጥዕና፡ ናይ መጓዓዝየ ) መፍትሒ ምድላይ
ኣብዚ መደብ ናይ ደገፍ ኣጂር AGIR እንተበዝሐ ን24 ኣዋርሕ ዝጸንሕ ኮይኑ፡ ናባኹም ቀሪቡ ብዝፍረም ውዕል ወግዓዊ ይኸውን። ስለዝኾነ ድማ ኣብ ነፍሲ ወከፍ 2 ወርሒ ኣኼባታት ኣለኩም፡ ኣብ እዋን ደገፍኩም ድማ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ኣብ ግዝበር ንጥፈት ምስታፍ ከም ዘለኩም ኣስተውዕሉ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
- Groupe SOS Solidarités, 66 Bd du Mercantour, 06200 Nice, France
- 07 86 12 04 32
- agir06@groupe-sos.org
Chargement de la carte...
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
xavidumምምሕዳር
Aceምምሕዳር
programme agirኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
darlapmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት