ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ
ምስ ምስ Formation Linguistique Complémentaire (FLC)
ኣዳላዊ API Provence ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців томуኣብ ሰሙን ከባቢ 12 ሰዓታት ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ ን፤
- ምኽኣል ኣብ መዓልታዊ ህይወት ብዝበለጸ ምዝርራብ
- ንሞያዊ ህይወት ምድላዋት ምግባር
- ክብርታት ቋንቋ ፈረንሳ ምርዳእ እዩ።
ምፍላጡ ዘገድስ ንምምዝጋብ ኣብ OFII ናይ ፈረንሳ ኮርስ ዝወድአ ክኸውን ኣለኩም።
ኣብ ዓመት ኣብ ዝኾነ እዋን ስልጠና ምጅማር ይከኣል እዩ፣ ከከም ኣወዳድባ ናይቲ ማእከል ስልጠና።
ኣብ ዓመት ኣብ ዝኾነ እዋን ስልጠና ምጅማር ይከኣል እዩ፣ ከከም ኣወዳድባ ናይቲ ማእከል ስልጠና።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
ፈረንሳይ
ምምሕዳር
ስራሕ
ኣብ ስርሔይ ክሕግዘኒ መታን ቋንቋ ፈረንሳይ እመሃር፣
ስልጠናታት ውሰድ፣
ስልጠና ንምርካብ ዘሳሊ ሓጋዚ ምርካብ፣
ምድላው ሲቪ"CV" ውልቃዊ ታሪኽን ናይ ስራሕ ቃለ መሕትት፣
ስራሕ ንምርካብ ሓጋዚ ወይ ዘሰንየካ ምርካብ፣
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
api provenceኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
killian douchetተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
niknameተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት