ፋይል ናይ ሓበሬታ ርኸቡ
ካብ መንጎ 1086 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ውጽኢት ምድላይ
ምዃን ኣብ ውልቀ ጽላት ተካኢ መምህር ብምዃን ምስራሕ
ምስልጣን ንምስራሕ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ተካኢ መምህር ብምዃን ምእንቲ ክትክእሉ
ምስራሕ ኣብ መንግስታዊ ጽላት ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት ኣሰልጣኒ ብምዃን
ምኽኣል ኣብ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ህዝባዊ ትምህርቲ ብውዕሊ መምህር ምዃን
ምዃን መምህር ኣገልጋሊ ኣብ ህዝባዊ ኣገልግሎት
ምርካብ ዕድል ኣብ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ህዝባዊ መባእታን ካልኣይን ብርኪ ትምህርቲ መምህር ብምዃን ።
ምስራሕ ከም መምህር ብምኳን ኣብ ናይ ግሊ ወይ ውልቂ ቤት ትምህርታት
መምህር ናይ ግሊ ቤት ትምህርቲ ኣብ ናይ ብሕቲ መባእታን ካልኣይን ደረጃ ትምህርቲ ኴንኩም ክትሰርሑ ምኽኣል
ምስራሕ ከም መምህር ብምዃን ምስራሕ ኣብ ፈረንሳ ንኽትክእሉ
ምስራሕ ከም መምህር ምዃን መምህር ኣብ ፈረንሳ ከም መምህር ንምስራሕ ዝተፈላለዩ ኣማራጺታት ርኸቡ።
እዚ ፋይል'ዚ እውን የገድሰኩም ይኸውን'ዩ
ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፍራንስ ትራቨይ Pôle Emploi
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ

ምስራሕ ከም ሓኪም፡ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን
ምእንቲ ሓኪም ስኒ፡ ፋርማሲስትን መሕረስቲን ብምዃን ኣብ ሃገርኩም ንዘለኩም ዲፕሎም ናይ ሕክምና ፣ ብ ኸመይ ፈረንሳ ከም ዘስርሕኩም ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ ።
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ብመገዲ France Travail
ምርካብ ስራሕ ወይ ስልጠና ሳላ France Travailናይ ቀደም (Pôle emploi). ስልጠና ወይ ንዓኻ ዝምጥን ስራሕ ርኸብ።

ምፍላጥ ንመሰል ስራሕ ምግንዛብን
ምህላው ውዕል ስራሕ ዝምልከት ሓበሬታ ምርካብ ፈረንሳ መሰረታዊ መሰል ናይ ስራሕ ምፍላጥን ምርዳእን
ምርካብ ኣፍልጦ ሞያኹም Expérience sans Frontières
ምርካብ እዚ ካብ ፈረንሳ ወጻኢ፣ ን ዘለኩም ተመክሮ ኣብ ፈረንሳ ፣ ቀዋሚ ስራሕ (VAE, formation…) ንምርካብ ምእንቲ ክትክእሉዝዓለመ እዩ
ስራሕ ወይ ስልጠና ንምርካብ፣
ስራሕ: ስልጠና: ገዛን ንምርካብ: ከምኡ እውን ናብ ሞያኹም ንምምላስን ምስ ሕብረተሰብ ንምውህሃድን 'ሚስዮን ሎካል' ይሕግዝ።
ኣብ ቤት መግቢ ምግቢ ፣ ምኽሻን
መግቢኹምን ባህልኹምን ኣካፍሉ፣ ኣብ ኢንዱስትሪ ቤት መግቢ ስራሕ ድለዩን ምስ ሰባት ርኸቡን።
