ምምዝጋብ ኣብ France Travail ፈረንሳ ትራቫይል ብ ቀጥታ
ኣዳላዊ Comité de la Démarche Accessible ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 10 moisካብ ጥሪ 2025 ን ሕጊ ንሙሉእ ስራሕን፡ ምዝገባ ምስ ፈረንሳ ትራቫይል ኣውቶማቲክ ን...les bénéficiaires ou demandeurs de RSA, ተጠቀምቲ ወይ ኣመልከትቲ RSA , ወይ ብናይ ከባቢ ተልእኾ (መንእሰያት) ክትድገፍ እንተኾንካ ወይ ክትድገፍ እንተደሊኻ ።
እዚ ምዝገባ እዚ ንኽትገብሮ ዘኽእለካ፤
- ኣብ ስራሕ ወይ ስልጠና ምድላይካ ተወሳኺ ደገፍ ተጠቐም፣
- ምስቶም ዝድግፉኻ ሰብ ሞያ ኣገባባትካ ምቕላል። እቲ ዕላማ: ንዓኻ ዝምጥን ኩለመዳያዊ ክትትልን ምላሽን ውሕስነት ምሃብ።
ኣብ ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ብምምዝጋብ ፡ ከከም ውልቃዊ ኩነታትካ ናይ ስራሕ ኣልቦነት ሓገዝ ክትረክብ መሰል ክህልወካ ይኽእል እዩ። ነዚ ንምፍላጥ rendez-vous sur le site de France Travail ናብ መርበብ ሓበሬታ ፈረንሳ ትራቫይል ብምእታው ስሚዩሽን ግበሩ።
ምስ ምዝገባኻ፡ ንኹሉ ኣገልግሎታት ፈረንሳ ትራቫይል France Travail ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡ እዚ ድማ ኣብ ኣገባባት ክሕግዘኩም ዝቐርብ ዕድላት ክትረክብን የኽእል። ሕጂ ፋይልኩም ንምምሕዳር፣ ፖስታኻ ንምንባብን ተግባራትካ ብኢንተርነት ንምክትታልን ውልቃዊ ናይ ፈረንሳ ትራቫይል ቦታ ኣለኩም።
ኣገዳሲ ሓበሬታ ክልተ ናይ ኣውቶማቲክ ምዝገባ ጉዳያት ኣለዉ ፣ ብወገንኩም ዝኾነ ስጉምቲ ከይወሰዱ (ኣብ ታሕቲ ዘለዉ ኣማራጺታት ርአ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብድሕሪኡ’ከ ?
15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
a mugnier
nour alhindiተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
shayanroushanተርጓሚ/ሚት
andrei samokhotkinተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት