ምርካብ ጠቓሚ ሓበሬታ ኣብ ቫር le Var
ምርካብ ኣፕሊኬሽን ኣድራሻታትን መብርህታትን ዘለዎ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ሰነዳት፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ኮርሳት ፈረንሳ...
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 5 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ኣፕሊኬሽን ኣድራሻታትን መብርህታትን ዘለዎ ናይ ሞባይል ኣፕሊኬሽን ብዛዕባ ሰነዳት፡ ጥዕና፡ ኣባይቲ፡ ኮርሳት ፈረንሳ...
ኣብ ሓደ ናይ መዓልቲ መጽንሒ ማእከል (ማሕበራዊ ቤት መግቢ ዘለዎ) ብምኻድ ካብ ህጹጽ መንበሪ ንኽትጥቀሙ ምስ እትደልዩ ዝሕግዘኩም እዩ።
ምርካብ ን 24 ሰዓታት ኣብ ዲጆን (Côte d'Or) መግቢ ብነጻ ምዕዳል፣ ኣብቲ ጥቓ ከባቢኹም ምዕዳል መግቢ ብነጻ ንልግልጋል ከኣሉ
ካርት ቪታል ንኽሉ ሰብ ናይ ኢንሹራንስ ማላዲ ውሕሰነት ናይ ጥዕና ተጠቐምቲ ዝኾኑ ብነጻ ይወሃቡ ::
ምርካብ ተረኛ ፋርማሲ፣ ናይ ምሸት ለይቲ: ሰንበትን: ኣብ እዋን በዓላትን ክፉት ዝኾነ ፋርማሲ ምርካብ
ምሓዝ ቆጸራን ፣ ን ኣገልግሎት ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ሕሕክምና፣ናይ ሓፈሳዊ ኮነ ናይ ስፐሻሊስት ዝሕግዝ መስመር፣ ምፍላጥ
ምርካብ እንተደኣ ስንክልና ኣጋጢሙ ክህሉ ዘለዎ ኣበልን ተጠቀምቲ ንምርካብ MDPH ፋይል ብኸመይ ከም እትሰርሕ ፍለጡ።
ምርካብ ናይ ጥዕና ሓገዝ ምርካብ ዘኽእል መሰል ብምህላው ናይ ጥዕና ምትሕብባር ሓገዝ (ex-CMU-C) ብነጻ ሕክምናን መድሃኒትን ንምርካብ የኽእል።
ምርካብ ሓገዝ ፣ ብምኻድ ናብ ክንክን ጥዕና ማእከል ሕክ(CMP) ምስ ሰብ ሞያ ኪኢላታት ክንክን ጥዕናን ናይ ምኽሪ ሓደ መደብ ብምጥቃም ካብ ስነኣእምሮኣዊ ጸገማት ምፍዋስ ::
ኣብ ፈረንሳ ከም ሓኪም፡ መሕረሲት፡ ሓኪም ስኒ ወይ ፋርማሲስት ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር።
ማእከል ምክልኻል ብ ጾታ ዝመሓላለፉ ሓማማት ፣ ንምግታእ እዞም ሕማማት ን ምክልኻልን ፣ ምፍዋስን ዝዓለም እዩ