Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

መግቢ ብነጻ ምርካብ፣

ምስ ምስ Avec les Restos du Coeur 21

ኣዳላዊ Restos du Coeur AD21 ኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

ምኻድ ናብ l'un des 24 centres de distribution alimentaire ንግዚኡ ፍታሕ ዝኸውን ዝዕደል ስሩሕ መግብን፣ ከምኡ ድማ ብነጻ መግቢ ዝዕድልን ዘከፋፍላ ማእከላትኣለዋኹም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ሬስቶ ደ ኮር ዝበሃል ናይ ርህራሄ ሓጋዚ ማሕበር"Restos du Cœur" ስሩዕ መግቢ ብነጻ፣ ብመሰረት ቁጽሪ ኣባላት ቤተሰብኩም ብዝምጥን ጠለብ ክህበኩም እዩ።

.

ኣብ ሓንቲ ኤን መጺኹም ርኸቡና l'un des 24 centres de distribution alimentairedes ረቶራንት ከርኣብ Côte-d'Or. ኩተኦር

  • ዝተፈላለዩ ናይ ስራሕ ምድላይ ሓገዝ፣ ናይ ኮምፒተር ኮርሳት፣ ናይ ፈረንሳ ዓውደ መጽናዕቲ
  • ዝግባእ መሰላት: ጥዕና፣ ማይክሮ ልቓሕ ፣ ወዘተ።
ነዚ ንምግባር ናይ ግንድ ምምዝጋብ ኣየድልን እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ኣብ ሓደ መኽፈቲ መዓልቲ ናብ ሓደ ናይ ምክፍፋል ማእከል (ኣብ ታሕቲ ኣብ ዘሎ ካርታ ኣብ ከባቢ ሜትሮፖሊታን ዲጆን ዝርከባ ማእከላት ርአ) ብምኻድ ክትምዝገብ ኣለካ። ፋይናንሳዊ ጸጋታትካ (ናይ ክፍሊት ስሊፕ፡ RSA ወዘተ) ከምኡ’ውን ወጻኢታትካ (ክራይ ገዛ ወዘተ) ንምርግጋጽ ዝተወሰኑ ሰነዳት ሒዝካ ክትመጽእ ከድልየኩም እዩ።

Lieu d'accueil

12 Rue de la Brot, 21000 Dijon, France

03 80 45 26 90

ad21.din@restosducoeur.org

1 Rue Morel Retz, 21000 Dijon, France

03 80 66 76 39

ad21.chevreul@restosducoeur.org

18 avenue Edouard Belin, 21000 Dijon, France

09 86 28 54 72

ad21.dijon-belin@restosducoeur.org

43 rue Parmentier ,21000 Dijon, France

09 74 30 06 21

ad21.dijon-parmentier@restosducoeur.org

CC KENNEDY - 1 boulevard des Valendons, 21300 Chenôve, France

03 80 23 99 25

ad21.chenove@restosducoeur.org

Chargement de la carte...

17 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • andressa bittencourtምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • sitora abdullaevaተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • yakoተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • loïsተርጓሚ/ሚት
  • mhd aweiss al doboushተርጓሚ/ሚት
  • restos du coeur_ad21ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles