Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምዕዳግ ብሕሱር ዋጋ

ምስ ምስ l'Épicerie Sociale

ኣዳላዊ Epicerie Sociale et Solidaire ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 роки тому

L'Épicerie Sociale EPIMUT ሓደ ን መዓልታዊ ናብራ ዝጠቕሙ መግብታት (መግቢ ፣ ናይ ጽሬት ነገራት ፣ ናይ ገዛ ኣድለይቲ ነገራት ፣ ከምኡውን ክዳውንቲ ) ካብ (de -70% ክሳብ -90%) ኣብ ክልተ ቦታታት ማለት ኣብ Montbard ከምኡ ውን Quetigny.

ከምኡእውን፣ እውን ቀመማ ቀመማት EPIMUT ከምኡ እውን ብ ቐጻሊ ፣ ኣብ ምትሕጋዝ ናይ ቤት ጽሕፈት ስርሓት ይሕግዝ

ከምኡ ኣውን ናይ ሓበር በዓላት ብ EPIMUT :ዝተዳለወ ናይ ምኽሳን መደባት ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ስጋ ፣ ዓሳን ስጋን ,
  • ናይ ጸባን ውጽኢቱን ,
  • ኬክ ወዲ ኬኽ
  • ዝበረዱ ወይ ዝተዓሰጉ ምግብታት
  • ድሩቓት ኣዝርእቲ ከም እኒ (ሩዝ ፣ ፓስታ፣ ሕሩጭ፣ ሹኬር ...),
  • ናይ መተሓጸጸቢ ነገራት (ናይ መሕጸብ ኣቑሑ ...),
  • ናይ መሕጸብ ነብሲ ነገራት (ገል መሕጸብ ነብሲ ፣ሻምፖ ...).

ኣባላት d'EPIMUT ንም ግልጋልኩም ይጽበይኹም ኣለዉ

ብ ማሕበራዊ ምትሕግጋዝ EPIMUT, እንተደሊኹም፣ . ንኣብነት ፣ ምኽሻን ፣ ጉዕዞ ፣ ኤግዝፖዝሽን ...), ኣብ ጁጃ ዝተባህለ ቦታ ምጉኦኣዝ Jura, ወዘተ

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ኣባላት መሕበራዊ ኣገልግሎት ንምርኻብ (ናይ ዞባዊ ምምሕዳርን , CCAS, ዲጆን Dijon Métropole,ኮኣልያ Coallia, ኣዶማAdoma, ቀይሕመስቀልCroix-Rouge, ኣኮደጅAcodège, ኣደፎAdefo...).

ምስ ኣባላት d'EPIMUTንምርኻብ ኣድራሻ ካብ እዚ ካርታ ብምውካስ (ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 12h30 ከምኡ ውን 13h30 ን 17 ምጹና ).

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • margotgltምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • omar kokachተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • linzzzተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • isabelleተርጓሚ/ሚት
  • epimutኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles