ምስ Avec le Café Suspendu - ብነጻ መግቢን ቡንን ክሰቡ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ብነጻ መግቢን ቡንን ክሰቡ

ምስ ምስ Avec le Café Suspendu

ኣዳላዊ Le Quai 67 ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un an

እቲ ነጻ ናይ ቡንን መግቢን ናይ ምርካብ ተኽእሎ። ብ ካልኦት ዓማዊል ኣቐዲሙ ዝተከፍለ እዩ።

እዚ Le Quai 67 ምዉቕ መንፈስ ዝዓሰሎ እንዳ ቡን እዩ፣ ወይ እውን ህዱእ እዋን እተሕልፍኩ ፣ ወይ ከኣ ምስ ካልእ ሰብ እትራኸብሉ ኣጋጣሚ ዝኸስት ቦታ ክኸውን ይኽእል ።

ምፍላጡ ኣገዳሲ :4 ጠለብ ን ሓደ ሰብ ኣብ ሰሙን እውን ክትጠልቡ ትኽእሉ ኢኹም እንተደኣ ኣቐዲሙ ተኸፊሉ ኮይኑየድሊ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምስ እቶም ሰራሕተኛታታ እቲ ቦታ Quai 67, ምስ ወለንተኛታት ን ምስ ዓማዊልን ትራኸቡ..

ብዛዕባ ደስ ዝብል ባህሊ ንምውጋዕ። ኣብ ገዛውቲ ናይ gare de Strasbourg...

ዓማዊል ናይ Quai 67 ቡን ክከፍሉልኩም ይኽእሉ (ወይ እውን ምግቢ ) ኣቀዲሞም ወይ እው እናተመገብኩም ክ ኸፍልልኩም ይኽእሉ ኣሞ ንስኹም እውን ኣብ ደስ ዝበለኩም እዋን ክትበልዕዎ ትኽእሉ ኢኹም።

  • ኣብ ገለ ጽምው ዝበለ ግዜ ኣሕልፍ
  • ከምኡውን ምስ ሰባት ተራኸብ።

ከመይ ንገብሮ?

ከምኡ ኣውን ፣ ዝተኸፈለ ቡ ኮነ ምግቢ እንተሎ ናብ እቲ ኬሴሪ ቀሪብኩም ክትሓቱ እውን ትኽእሉ ኢኹም

  • ኣድራሻ "Le Quai 67"
    14 Boulevard de Nancy
    67000, Strasbourg
  • ዝኽፈተሉ ሰዓታት

ሰሉስ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 8h ክሳብ 18h

ቀዳም ካብ ሰዓት 9h30 ክሳብ 17h ናይ ምሸት እዩ።

Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 14 Bd de Nancy, 67000 Strasbourg, France
  • 07 68 53 46 35
  • info@quai67.com
Chargement de la carte...

Liens utiles