Fermer
Paramètres d'affichage
Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
Thème clair
Thème sombre
Système.
Utilise les paramètres système.
GOUVERNEMENT
Menu
መዝገባ
መስመር
Fermer
መዝገባ
መስመር
ኩሎም ሓበሬታት
ህዝባዊ ምልክታት
ትርጉም
ብዛዕባና ተዛረቡ
ጥርኑፍ ሓበሬታ
ንኣሽቱ ፣ ፋምፍሌት
ን ፕረስ ንዜና ዝኸውን
ን ኣምባሳደራት
ናይ ዩክሬን
እዚ መርበብ ሓበሬታ ወይ ኣፕሌኬሽን ኣብ ስልክኹም ጸዓንዎ፣
ኣብ ጋዜጣና ተመዝገቡ
32 ፋይላት ንእትደልይዎ ፈትሹ
Département
ኩሉ
መርከቢ ቦታ
ኣርእስታት
Français
ቤት ጽሕፈታት
ፈረንሳይ
መንበሪ ገዛ
ጥዕና
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ብቅዓት = ክእለት
ስድራ-ቤት
ምምሃር
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ኩሉ
0
ሓባሪ-ቃል
ሚስዮን ሎካል፣ መንነት ካርድ ወይ ታሴራ
በብዕድመ ዝተኸፋፈለ
ትሕቲ 18 ዓመት
ኣብ መንጎ 18 ን 25 ን
ካብ 25 ዕድመ ን ላዕሊ
ደረጃ ምልከት ቋንቋ ፈረንሳ
ንፈለምቲ A1/A2
ንማእከላይ ደረጃ B1/B2
ንዝማዕበለ ደረጃ C1/C2
ፋይል ናይ ትርጉም
ኩሉ መጻረዪ ይደምሰስ
ኩሉ (32)
ትሩባት ፋይላት (31)
ናይ ምሕዳር ፋይላት (1)
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቀረባ እዋን
ናይ ቅድም ዝነበረ
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
ናይ ምምሕዳር ፋይላት
1
ምህላው ናይ ፈረንሳ ደረጃ ብቕዓት ምስክር ወረቐት
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ድሉዋት ፋይላት
31
ድሉዋት ፋይላት
31
86 - Vienne
ምብጻሕ ደረጃ B1 ምብጻሕ
ትምህርቲ ቋንቋ 2 ወርሕን ፈረቓን ናይ ፈረንሳ ኮርስ (17.5 ሰዓታት ኣብ ሰሙን) ደረጃ B1 ኣብ ፖይቲየስ ምስ OFII
ብነጻ
ትኽኽል 10 ስሰሙን
ፈረንሳይ
ምስ Cours de français
42 - Loire
ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።
ብነጻ
ዳርጋ 3 ወርሒ
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምምሃር
ምስ Le Centre international de langue et civilisation (CILEC)
57 - Moselle
ምፍላጥ ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ
ብቅዓት ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኻ ንምግምጋም ንሓደ በዓል ሞያ ቆጸራ ክሕዝ ሕተቱ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምስ La Maison du FLE
69 - Rhône
ምምሃር ትምህርቲ ቋንቋ ፈረንሳ Lyon ንሊዮን ምፍላጥን
ምስ ፈረንሳን ባህልን ምምሃር ጀምር፣ ሰፈርን ምስቲ ከባቢ ምፍላጥን፣ ናጽነት ምርካብ
15€ ናይ ወርሒ
ዝተሓተ 1 mois
ፈረንሳይ
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ Ateliers de français et activités
69 - Rhône
ምርካብ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ
ንነበርቲ ሊዮን ዝኸውን ናይ ፈረንሳ ኮርሳት ንምርካብ ሓበሬታ 1ይ/2ይ/4ይ ዝኽውን ሓበሬታ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምስ Plateforme Linguistique de Proximite Lyon 1E/2E/4E
47 - Lot-et-Garonne
ምፍላጥ ደረጃ ብቕዓትኩም ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ
ስልጠና ንምርካብ ክእለት ቋንቋኻ ምግምጋም ንምግባር ይከኣል እዩ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምስ Plate-forme de lutte contre l'Illettrisme & l'Analphabétisation
38 - Isère
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ
ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ፈለማ ዘለኩም ደረጃ ቋንቋ ዝግምግም መርመራ ድሕሪ ምግባር ምፍላጥ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ፕለ ኦ PLIE-O
95 - Val-d'Oise
ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ዝተፈላለዩ ደረጃታት መለክዒታት ናይ ቋንቋ (A1, A2 ን B1) ሰርቲፊኬት እትሕዝሉ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልጠና ንምስታፍ
ኣብ መንጎ 3 ን 4 ዘሎ ወርሒ
ፈረንሳይ
ናይ ቋንቋ መተሓሓዚ ትምህርቲ
8 départements
ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ B1
ኣብ ሰሙን 7h30 ሰዓታት ናይ ፈረንሳ ትምህርቲ፡ ንኹሉ ክፉት፡ ምስ ናይ ጉጅለ ንጥፈታትን ውልቃዊ ደገፍን።
30€ ሓንሳብ
ዳርጋ 7 ወርሒ
ፈረንሳይ
ቤት ጽሕፈታት
ባህላዊን ናይ ምዝንጋዕን ንጥፈታት
ምስ KOLONE
33 - Gironde
ምርካብ ናብ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት ኣብ Gironde
ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ስልጠናታትን ኣብ ከባቢ ቦርዶ Bordeaux
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Plateforme d'évaluation linguistique du Clap Sud-Ouest
75 - Paris
ምምሃር ሞያ ስነ-ጥበብን ቋንቋ ፈረንሳ ምቕሳም
እዚ ሞያዊ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃርን ኣብ ሞያታት ቅድመ ቁልዕነት ስልጥንን።
132€ ሓንሳብ
ትኽኽል 4 ወርሒ
ፈረንሳይ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ምስልጣን ሞያ
ምስ Môm'action
8 départements
ገምግም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግባር
ኣብ ፓሪስ ዝሰማማዓኩም ኮርስ ንምርካብ ደረጃ ፈረንሳ ፍለጡ
ብነጻ
ፈረንሳይ
ምስ Réseau EIF-FEL
45 - Loiret
ብቕዓትን ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳኹም ንምፍላጥ ምስ እትደልዩ
ብ ደረጃ ቃልን ጽሑፋውን ፈረንሳኻ ገምግሙን ከምኡውን ፣ ምስ ድሌታትካ ዝሰማማዕ ስልጠና ረኸብ።
ብነጻ
ዳርጋ 1 heure
ፈረንሳይ
ምስ Espace C2B - CRIA45
41 - Loir-et-Cher
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ንምፍላጥ
ናይ ፈረንሳዊ ቋንቋ ንምፍላጥ ዝግበር ገምጋም ምግሃድ ከም ዝከኣል ንምሕባር።
ብነጻ
ትኽኽል 1 heure
ፈረንሳይ
ምስ CRIA 41
92 - Hauts-de-Seine
ኣብ ሞያ ምግብና ንምስራሕ ስልጠና ምውሳድ
መእተዊ ናብቲ ስልጠና ቅድመ ስልጠና ኣብ ሞያታት መመገቢ ምስ ምድልዳል መሰረታዊ ነገራትን ምርካብ ሞያ ዝጠቕሙ ነገራት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።
ብነጻ
ትኽኽል 3 ወርሒ
ምስልጣን ሞያ
ምትእትታው ሞያ ብውሕልልነት
ፈረንሳይ
ምስ Refugee Food
ተወሳኺ ርእይቶ