Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.
መተግበሪፈረንሳይምስ Réseau EIF-FEL (75 - Paris)

ገምግም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ንምግባር

ምስ ምስ Réseau EIF-FEL

እንተደኣ ኣብ 10ᵉ, 11ᵉ, 13ᵉ, 14ᵉ, 17ᵉ, 18ᵉ, 19ᵉ ወይ 20ᵉ arrondissements ወይ ዞባታት ናይ ፓሪስ ትነብሩ ወይ ትሰርሒ እንተኴይንኩም ኣብ እዚ ሳይት እዚ ብምጥዋቕ sur le site du Réseau EIF-FEL ኣብ መርበብ ሓበሬታ EIF-FEL Network ንገምጋም ደረጃ ፈረንሳ ቆጸራ ምሓዝ ይከኣል ። ድሕሪኡ ምስ ድሌታት ዝተመጣጠነ ናይ ስልጠና እማመታት ክህልወኩም ይኽእል።


ምፍላጡ ዘገድስ!
እቲ ዝወሃብ ስልጠናን ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ኣብ ፓሪስ ምዃኑ ኣስተውዕሉ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ደረጃ ብቓልን ጽሑፋውን ፈረንሳ ብሰብ ሞያ ምግምጋም እዩ።.

ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ናይ ግምገማ ግዜ ፈተና ካብ 1ሰዓትን 15 ደቓይቕን ይጸንሕ

በዚ ድማ ኣብ ፓሪስ ንኮርስ ፈረንሳ ዝቐረቡ እማመታት ምስ ደረጅኦምን መደባትን ዝተመጣጠነ እዩ።

ኣብ መስርሕ ጉዕዞ ትምህርቲ ፈረንሳ ውልቃዊ ደገፍ ንኽህልወኩም ምእንቲ።

ምስ ካልኦት ሕጹያትን ናይ ቀጻሊ መማህርትኹምን ሰብ ሞያን ርክብ ምግባር።

ከመይ ንገብሮ?

  1. ናብ መርበብ ሓበሬታ le site ኪዱ
  2. ቆጸራ ሓዙ ።
  3. ኣብቲ l'arrondissement où vous êtes hébergé ዝብል እትነብረሉ ወይ እትሰርሓሉ ኣውራጃ ጠውቕ
  4. ነቲ መሕተቲ ጽሑፍ መሊእካ ኣብቲ ቀጠልያ ቅርዓት ጠዊቕኩም
  5. ቆጸራ ምሓዝመንበሪ ፍቓድካ ወይ እንተዘይኮይኑ ናይ መንነት ሰነድካ ወስኸሉ።
  6. ሓበሬታኻ ኣረጋጊጽኩ ኣብታ ንገምጋምካ ዝተመደበላ መዓልቲ ክትረዩ
  7. ድሕሪ እቲ ገምጋም፡ ጽማቕ ናይቲ ገምጋምን ንመንገዲ ስልጠናኹም ዝምልከት ለበዋታትን ብኢመይል ክመጸኩም እዩ።
  8. ምርኻብ ምስቶም ዝቐረቡ ትካላት ርክብ ብምግባር ኣድላዪ እንተኾይኑ ምስ ኣማኻሪኹም ተመዝገቡ።

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

a mugniera mugnierምምሕዳር
xavidumxavidumምምሕዳር
dora chikhaouidora chikhaouiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
nawal ghandournawal ghandourተርጓሚ/ሚት
diplosamdiplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapirirzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles