ምስ Plate-forme de lutte contre 'illettrisme et l'analphabétisation - ምፍላጥ ደረጃ ብቕዓትኩም ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምፍላጥ ደረጃ ብቕዓትኩም ኣብ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Plate-forme de lutte contre 'illettrisme et l'analphabétisation

ኣዳላዊ SYLLABE , Fonds Social Européenኣቐድዲሙ ዝነበረ 7 місяців тому

መድረኽ ማሕበር ሲለብ፤ l'association Syllabe :

  • ምእንቲ ናይ ቋንቋ ክእለትኩም ምግምጋም ክትክእሉ
  • ከምኡውን ምእንቲ ናብ ድሌታት ዝተመጣጠነ ስልጠና ይመርሕ
  • ኣብ መወዳእታ ድማ ኣብ ጉዕዞ ልምምድ ይድግፍ

ንምንታይከ የዘገድስ?

ምኽኣል እዚ ናይ ቋንቋ ስልጠና ድሌታትካ ንምፍላጥ ደረጃ ኣፋውን ጽሑፋውን ፈረንሳ ክትፈልጡ ትኽእሉ።

ምኽኣል እዚ ናብ ቋንቋዊ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምእታው ዘድልዩ ቅድመ-ኩነታት ከተቕርቦ እትደሊ ደጋፊ ሰነዳት ክህልወኩም የኽእል እዩ።

ምኽኣል ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ስርዓታት ናይቲ ክፍሊ ሓበሬታን/ወይ ድማ ክትቀንዕን ኢኻ፤

  • ርካብ ስልጠና ስልጠና ቋንቋ
  • ትምህርቲ ፈረንሳ ምስ ወለንተኛታት...

ቅድሚ ንወግዓዊ ፈተና ፈረንሳ (DELF, TCF ወዘተ) ምምዝጋብካ ደረጃኻ እንተሃልዩካ ክትፈልጥ ትኽእል ኢኻ፤

  • ምምልካት ናይ መንበሪ ካርድ ምእንቲ ክትክእሉ
  • ከማኡውን ምኻኣል ንዜግነት ፈረንሳ ዝምልከት መመልከቲ ምእታው
  • ብተወሳኺ ድማ ምእታው ናብ ብቑዕ ስልጠና ምእታው
  • ከምኡውን ናይ ዩኒቨርሲቲ ምዝገባ ወዘተ ይጠቅም

ከመይ ንገብሮ?

ዝርዝር መርከቢና መርበባትና

ምፍላጡ ጽቡቕ!
ኣብ ኣገባባትካ ብበዓል ሞያ እንተተሰኒኹም፡ ንዓኹም ዝምልከት ናይ ሓኪም ትእዛዝ ወረቐት ክሰዱልና ኣለዎም።
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 145 Av. Henri Barbusse, 47000 Agen, France
  • 05 53 87 84 67
  • accueil@syllabe47.fr

  • 47300 Villeneuve-sur-Lot, France
  • 05 53 87 84 67
  • accueil@syllabe47.fr

  • 47110 Sainte-Livrade-sur-Lot, France
  • 05 53 87 84 67
  • accueil@syllabe47.fr

Chargement de la carte...

14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • ornellaተርጓሚ/ሚት
  • mariaተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles