Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ብደረጃ B1

ምስ ምስ KOLONE

ኣዳላዊ Kolone ኣቐድዲሙ ዝነበረ 6 місяців тому

ኣብቲ ብሞያውያን መምህራን ዝወሃብ ትምህርቲ ፈረንሳ፤

  • ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ድሕሪ ቀትሪ ካብ ጥቅምቲ ክሳብ ለካቲት ከምኡ’ውን ካብ መጋቢት ክሳብ ሓምለ
  • ኣብ ሓደ ክፍለ ግዜ 3 ሰዓታት።
ምፍልጡ ዘገድስ
ምዝገባ ኣብ ወርሒ መስከረም ድሕሪኡ ኣብ ወርሒ ለካቲት እዩ፡ ድሕሪኡ ደረጃ ፈተና ክትወስድ ኣለካ።

ምዝገባ ከከም ጸጋታትኩም ዝምደብ ኣብ ዓመት €30 ይኸውን።

ንምፍላጡ ዘገድስ
ኣብቲ ኮርሳት ንምስታፍ ደረጃ A2 ክትዛዝም ኣለኩም። ብደረጃ ፈረንሳ ዝካየድ ፈተና ይውደብ። ልክዕ ናይ ኮርስ መዓልታት ንምርካብ ርኸቡናን ብተሌፎን ቆጸራ ሒዝኩም ናይ ፈረንሳ ደረጃ ፈተና ክትወስዱን ትኽእሉ ኢኹም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ደረጃ B1 ንምብጻሕን ብፈረንሳ ምዝርራብ፡ ምንባብን ምጽሓፍን ብቕዓት ክህልወኩም መታን ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
እቶም ኮርሳት ንኹሎም ደረጃ A2 ዘለዎም ሰባት ክፉታት እዮም።

ብዘይካ ትምህርቲ ፈረንሳ፡ ኣብ እዞም ዝስዕቡ ክትሳተፉ ትኽእሉ ኢኹም፤

  • - ዓውደ መጽናዕትታት ብዛዕባ ዲጂታል (ኣጠቓቕማ ኮምፒተር)፣
  • - ትምህርቲ እንግሊዝኛ፣
  • - ባህላዊ ምብጻሕ፣
  • - ዓውደ መጽናዕቲ ጥዕና፣
  • - ዓውደ መጽናዕትታት መሰላት ወጻእተኛታት...ወዘተ

እዋን ክፍልታት ንልምምድ ዝኸውን ናይ DELF B1 ናይ ፈተና ምድላው ኣብነታት ይቐርቡ።

ከምኡውን ብድሕሪኡ እቶም ብደረጃ B1 ዝበጽሑ ብመንገዲ እቲ ማሕበር ኣብ ወርሒ ሓምለ ንዝካየድ ፈተና DELF B1 ክምዝገቡ ይኽእሉ። እቲ ዝድለ ክፍሊት ጥራይ እዩ (50% ካብ ክፍሊት ምዝገባ)።

ከመይ ንገብሮ?

ማሕበር ኮሎነ Association Kolonee

  • ኣብቲ ቦታ፡ 7 Boulevard d'Algérie, 75019 Paris
  • ብስልኪ፡ 09 87 16 06 81

ኣብ ዚ ምፍታሽነ ን ድሕር ኣይትበሉ site internet !

ምፍላጡ ዘገድስ
ንደረጃ ፈተና ቆጸራ ክንህበኩም ኢና።
ድሕሪኡ ከከም ውጽኢት ክትምዝገቡን ትምህርቲ ክትጅምሩን ትኽእሉ ኢኹም።

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • claudia mምምሕዳር
  • koloneኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mariamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • adèle brardተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • zakharffተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት

Liens utiles