ምስ Plateforme Linguistique de Proximite Lyon 1E/2E/4E - ምርካብ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Plateforme Linguistique de Proximite Lyon 1E/2E/4E

ኣዳላዊ Association Formation Ingénierie ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

ማሕበር ማእከል ቋንቋ Lyon 1e/2e/4e

  • ደረጃ ብቅዓት ቋንቋ ፈረንሳ ይግምግምን ምስ ኩነታትካ ዝሰማማዕ ኮርስ ንምርካብ ይሕግዘካኩም።
  • ብዛዕባ ኮርሳትቋንቋ ፈረንሳ ክሕብረኩም
  • ብዛዕባ ፈተናታት ቋንቋ ፈረንሳ (ዲፕሎማታት፡ ፈተናታት ወዘተ) ሓበሯታ ይህብ ።

መድረኽ ቋንቋ ከባቢ Lyon 1e/2e/4e ብማሕበር ስልጠና ምህንድስና(AFI / ECRIT69) ዝድገፍ እዩ።

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ምርኻብ ውልቃዊ ርክብ ምስ ሓደ ናይ ስልጠና ፍታሕ ኣዝዩ ጽቡቕ ጌሩ ዝፈልጥ በዓል ሞያ
  • ብዛዕባ ዝተፈላለዩ ስልጠና (ምዝገባ፣ ናይ መወዳእታ ግዜ ወዘተ) ልክዕ ሓበሬታን መብርህን ክህልወኩም እዩ።
  • እንተተሰማሚዕኩም ዝርዝር ጸብጻብ ናብ ወኪልኩም (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ማእከል ስራሕ፡ ኣስራሒ ወዘተ) ኽ ይከኣል።

  • ምእንቲ ክትክእሉ ንምጅማር ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ
  • ምህላው ዲፕሎማ ወይ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ፈተና ንምውሳድ
  • እንተደኣ ክትፈልጡ ደሊኹም ናብ ብቑዕ ወይ ሞያዊ ስልጠና ንምእታው እኹል ደረጃ ።

  • ምእንቲ ክትክእሉ ኣብ ስልክኹም ንመምሃሪ ዝኸውን ሳይታትን ኣፕሊኬሽናትን ንምርካብ
  • ነዞም ሳይታትን ኣፕሊኬሽናትን ንምጥቃም ተሓገዙ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ኣን-ጋል ፍራንኮይስ Anne-Gaëlle FRANCOIS

ናይ ቋንቋ መድረኽ 5 ክኾኑ ዝኽእሉ ናይ ኣኼባ ቦታታት ኣለዎ (ኣብ ታሕቲ ዘሎ ካርታ ርአ)፤

  • 3 ቀወምቲ ቦታታት ኣብ ሊዮን 1ᵉʳ ብምባል ዝፍለጥ ቦታ
  • 1 ቀዋሚ ቦታ ኣብ ሊዮን 2ᵉ 1 ቦታ ድማ ኣብ ሊዮን 4ᵉ ብምባል ዝፍለጥ
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 2 Petite Rue des Feuillants, 69001 Lyon, France
  • 07 86 11 92 82
  • plp124@afi3.fr

  • 7 Rue Saint-Polycarpe, 69001 Lyon, France
  • 07 86 11 92 82
  • plp124@afi3.fr

  • 3 Pl. Renée Dufourt, 69002 Lyon, France
  • 07 86 11 92 82
  • plp124@afi3.fr

  • 4 place Lieutenant Morel, 69001 Lyon, FranceLyon
  • 07 86 11 92 82
  • plp124@afi3.fr

  • 28 Rue Denfert-Rochereau, 69004 Lyon, France
  • 07 86 11 92 82
  • plp124@afi3.fr
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • Aceምምሕዳር
  • xavidumምምሕዳር
  • plp124ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_628083ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • equipe afiኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles