ኣገደቲ ሓበሬታ
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ሓተትቲ ዑቕባ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳምንባብን ምጽሓፍን ዝኽእል, A1, A2, B1, B2, C1, C2
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 1 ሰዓት
ኣበይ ?
ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረጃኹም ንምፍላጥ
እንታዩ’ዩ ?
ነዚንምፍላጥ ዝግበር ውልቃዊ ኣኼባ ፤
- ናይ ጽሑፍን ምዝራብን ፈረንሳ (ምዝራብ፡ ምንባብ፡ ምጽሓፍ፡ ምርዳእ)
- ምእንቲ ኣብ ጥቓኹም ዝርከቡ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትንኽትሳተፉ ምኽትክእሉ ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ብሳላ እቲ እትረኽብዎ ገምጋምን ከከም ደረጃኻን ስልጠና ንምርካብ ይከኣል።
ኣብ ኣከባቢኹም ዝርከብ ብምምጻእ ክንረኽበኩም ንኽእል ኢናን ወይ ድማ ኣብቲ ኣብ ብሎይስ ዝርከብ ወይ ናብ መሻርኽትና ክንቅበለኩም ንኽእል ኢና።
እንተደኣ ሞያዊ ስልጠና ንምውሳድ ፣ ደረጃ ብቕዓትኩም ናይ ቋንቋ ብፈረንሳ ንምፍላጥ ደሊኹም ኣለናኩም።
ቅድሚ ወግዓዊ ፈተና ፈረንሳ ምውሳድኩም ደረጃንምፍላጥ (ንነባሪ ካርድ ንምሓዝ ፡ ንዜግነት ንምርካብ ፡ ንስልጠና ሓጋዚ ነርስ ካልእን ንምሕላፍ ወዘተ)።
ከመይ ንገብሮ?
ብኢመይልና : contact@cria41.org
ብስልኪና ፡ 02 54 43 40 84
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
ፈረንሳይ
ፈተና ንገምጋም ብቕዓት ቋንቋ
ስልጠናታት ውሰድ፣
እኹል ምድላው እገብር፣ናይ ዲልፍ ደልፍ ዳልፍ ተሰኤፍ "DILF, DELF, DALF, TCF" ዲፕሎም ንምውናን ተፈተኑ፣
10 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ