ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር
ምስ ናይ ቋንቋ መተሓሓዚ ትምህርቲ

ቋንቋ ፈረንሳ ምምሃር

ምስ 
ናይ ቋንቋ መተሓሓዚ ትምህርቲ

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ 7 avr. 2022

እንታይ ኢዩ?

ነጻ ዝኾነ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ መጽናዕቲ : A1.1 ክፋል A.1 / ደረጃA1 / ደረጃ A2 / ደረጃ B1...

i ንምፍላጡ ኣገዳሲ :ከከም ደረጃ ፍልጠትኩም ኢኹም ሰርቲፊኬት እትወስዱ

ንመን ኢዩ ፧

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ክሳብ 4 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ኣገዳሲ

ብነጻ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

95 - Val-d'Oise

ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
Réfugié
ዕድመ ይሓትት
ቀጻሊ ነገር 18 ዕድመ
ግዜ

ካብ 3 ክሳብ 4 ኣዋርሕ

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ጀማሪ
ኣገዳሲ

ብነጻ

ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

95 - Val-d'Oise

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ፈረንሳኹም ንምምሕያሽ

ብሳላ እቲ ትምህርቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ክን ይብል

ናይ ሕሳብ ትምህርቲ ምስታፍ

ዝተፈላለየ ስልጠናታት ምስታፍ:

  • ሲቪክስ ምጽናዕ
  • ናይ ስራሕ ዓለምምፍላጥ
  • ኢንተርኔት ምፍላጥ

ናይ ቋንቋ ስልጠና

ብ ክኢላታት ሰብ ሞያ (DILF, DELF, DELF Pro, TCF...) ሓደ ኣፍልጦ ዝለዎ ሰርቲፊኬት ምሓዝ

ዝተፈላለየ ደረጃታት ምፍላጥ

ኣብቲ ማሕበር ናዝውደብ ንጥፈታት ምክያድ

  • ምዝዋር
  • ባህላዊ መደባት

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ኣብ ኦንላይን ተመዝገቡ!

!ኣብ ወብሳይትና : www.flead.fr/francais-langue-etrangere

ብ ፈይስቡክና : www.facebook.com/Association-FLEAD-127992717916583

i ክፍለጥ ዘለዎ ነጥቢ ጽዑቕ ናይ ትምህርቲ መደባት ኣለዉና ( ካብሰኑይ ክሳብ ዓርቢ,ኩሉግዜ ናይ ንግሆ) ከምኡ እውን ናይ ምሸት

ርከቡና

  • ብ ቴለፎን : 01 39 35 00 89 / 06 99 38 50 34
  • ኢመይል : asso.flead@gmail.com

እብ ቦታና ካብ ሰኑይ ክሳብዓርቢ ካብ ሰዓታት 9h00 ክሳብ 13h00 ከምኡ ውን ካብ 14h00 ክሳብ17h00

ኣድራሻና : 3 boulevard Albert Camus 95200 Sarcelles, 3e étage, bureau 304

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
2 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
11እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Association FLEAD