Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ኣገደቲ ሓበሬታ

ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ

ናብ ተዓዘብቲስደተኛታት, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ሃገር ኣልባ ሰባት
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1

ዋጋ

ብነጻ

ኣበይ ?

ምርካብ ደረጃኹም ዝመጣጠን ናይ ቋንቋ ትምህርቲ

ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 6 mois

እንታዩ’ዩ ?

PLIE-O ብሃደ ናይ ቋንቋ ፕላት ፎርም ኮይኑ፣ ደረጃ ብቕዓትኩም ኣብ ቋንንቋ ንምፍላጥ ዝሕግዝ እዩ። (PLIE-O). ዕለምኡ ድማ፣ ንሰባት ናይ ዓውደ ስልጠናን ስራሕን ዘኽእሎም ናይ ቋንቋ ብቕዓቶም ዝግምህም እዩ።

  • እዚ ተኻሎ እዚ ንስደተኛታት ዝዓለም ኮይኑ፣ ከሰብቱ ድማ ወረቐት ዘለዎም ፣ ከምኡ ውን ቁዕባ ካብ ዝሓቱ ልዕሊ 6 ዝኾኖምን ፣ናይ ቋንቋ ሓገዝ ዝደልዩ፣ ክኾኑ ይግባእ።
  • ገምጋም ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ብቕዓት፣ ኣብ መንጎ ሓደ ሰዓት፣ ብድሕሪኡ ድማን እቲ ኣማኸርቲ ናይ ፣ ደ PLIEO ናብ ስልጠና ትምርሕሉን ናይ ቋንቋ ተኽእሎ ትወስዱ
  • ሓደ እቲ ጽሟቕ ናይ እቲ መሕተትኩም ፣ እቲ ጉድለትኩም ክንገረኩም፣ ዝርዝር እቲ ዝምጥነኩም ትምህርቲ ከም ትቕጽሉ ድማ ይግባር

እቲ ናይ ምምዝጋብ ተኽእሎ ፣ ኣብ መደብ ናይ RISING ኣብ ማዕጺ ናይ ከተማ Grenoble Alpes. ተጠቂዑ ኣለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ከምዚ ብምግባርኩም ድማ እቲ ዝግብኣኩም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ትምህርቲ ኣብ ዝምእምኣኩም ደረጃ ትቕጽሉሉ።

ጽሟቕ ናይቲ ን ስልጠና ምሕታት ስልጠና የድሊየኩም ይኸውን

እቲ ናይ ፈረንሳ ቋንቋ ብቕዓትኩም ምስ ተፈልጠ ፣ ዝምጥነኩም ስልጠና ንምርካብ ትኽእሉ

ከመይ ንገብሮ?

1. እቶም ነዚ ገምገማ ዘዳልዉ ፈለማ ፣ ኢመይል ይሰዱልኩም

2- እቲ መደብ PLIE-O ይፍለጥ፣ ነዚ ንምግባር ድማ ቆጸራ ትሕዙ፣ ድሕሪኡ ከከም ኣድራሻ ናይ ተፈታኒ ቀዋሚ ኣኣድራሳ ተራእዩ ፣ ኣብ ዝቐረቦ ናይ መመርመሪ ነቑጣ ፣ ከም ዝመጽእ ኮጸራ ይወሃብ ።

3. ኣብ እዋን ቆጸራ፣ ,እቲ ተፈታናይ ፣ ብሳላ እቲ s PLIE-O ዝበሃል መደብ ፣ ከባቢ 1 ሰዓት ዝኸውን ናይ መርመራ ጽንሖት ይገብር።

4.በቲ ገምጋማዊ ጽሟቕ ናቶም ሰብ ሞያ ድማ፣እቲ ጭቡጥ ኩነታት ናይ ደረጃኹም ንምፍላጥ ይኽእሉ።

5. ሽዑ እተ መወከስ ወይ ሞያዊ ምስክር፣ ናይ ደረጃ ብቕዓት ናይ እቲ ተመርማራይ ዝሕብር፣ ጽሟቕ ን መግለጺ ነቲ ኣብ ቀጻሊ ክትሳተፍዎ ዝወጠንኩም፣ ናይ ስራሕ ይኹን ትምህርቲ ዝምልከቶ ኣካል ዝኸውን ዶክሜንት የዳልውልኩም ።

Cliquez-ici ኣብ ዚ ብ ምቕዋቕ ክትረኽብዎ ትኽእሉ ኢኹም። ናብ እዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ድመ ክትልእክዎ ትኽእሉ ኢኹም: cri38.orientation@ireps-ara.org

  • Isabelle KRAFT => ትበሃል ፣ ኢመይላ isabelle.kraft@ireps-ara.org ; ቴለፎና : 04 76 40 16 00 እዩ

ቀዋሚ ቦታና:

Espace Emploi Grenoble Echirolles

34, avenue de l’Europe – 38100 Grenoble

47, Avenue Marie Reynoard – 38100 Grenoble

M.I.P.E. de la Rive Gauche du Drac :

(Maison des Initiatives de la Solidarité et de l’Emploi)

28, rue de la Liberté – 38600 Fontaine

— ኣብ ፎንቴን M.I.P.E. de la Rive Gauche du Drac :

(Maison des Initiatives de la Solidarité et de l’Emploi)

28, rue de la Liberté – 38600 Fontaine

ከማኡውን

Maison de l'Emploi Nord-Est Saint-Martin d'Hères

(Maison des Initiatives de la Solidarité et de l’Emploi) :

Bâtiment l'Intemporel - 20, rue Galilée - 38400 Saint-Martin d'Hères

ኣብ ላዕሊ ገጽ

18 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

claudia mclaudia mምምሕዳር
andressa bittencourtandressa bittencourtምምሕዳር
houssam kokachhoussam kokachምምሕዳር
nounouተርጓሚ/ሚት
olga b.olga b.ተርጓሚ/ሚት
rohullah expertrohullah expertተርጓሚ/ሚት
nastasianastasiaተርጓሚ/ሚት
anjlanjlተርጓሚ/ሚት
fabro63fabro63ተርጓሚ/ሚት
mohamad.mijbel@gmail.commohamad.mijbel@gmail.comተርጓሚ/ሚት
hichamhichamተርጓሚ/ሚት
anaanaተርጓሚ/ሚት
noornoorተርጓሚ/ሚት
niknameniknameተርጓሚ/ሚት
marianneukrainemarianneukraineተርጓሚ/ሚት
oleoleተርጓሚ/ሚት
plieo adminplieo adminኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
kim.delaunaykim.delaunayተርጓሚ/ሚት