ምንቅስቓስ ኣብ ከተማ Clermont-Ferrand)
ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምስ (T2C) ንኽትራኸቡ
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።
ምኽኣል ኣብ ናይ ቤት ጽሕፈት ጉዳያት ንምስላጥ፣ ከምኡ እውን ን ቆልዑ ኣብ ትምህርቲ ምሕጋዝን ዘጠቓለለ ኣሳላይነ ምርካብ.
ምሃብ ን ስደተኛታት ዝኸውን ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምሃብ ዝዓለመ መደብና.
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ምእንቲ ክትክእሉ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
እቲ ደረጃ ምግምጋምን፣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ስልተና ዕድል ምርካብን እዚ ኹሉ ብሳላ ALF Auvergne
ን ኣብ Clermont-Ferrand. ዘሎ ናይ ኣውቶቡስ ሓበሬታ ፈሎጥኩም ብቐሊሉ ንምጥቓም
ምጽናዕ ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ከተማ ክሌርሞ ፌሮ ን ኩሮን ኡቨርኝ (Clermont-Ferrand ከምኡ እውን Cournon d'Auvergne)፣ ማእከል ፈተናን ትምህርቲን
ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲግሪ ምርካብ ዘኽእል መደብ እዩ
. ን ኣብ መንጎ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዕድመ ዘለዎም፣ እሞ ቋንቋ ፈረንሳ ጽቡቕ ንዘይዛረቡ ሰባት ዝዓለመ መደብ።
ናይ ገዛ ኤልከትሮኒካዊ መሳርሒታት (ፎርኖ፣ መሕጸቢ ማሽን፣ ፍሪጅ፣ ማይክሮዌቭ ወዘተ) ርካሽ ምግዛእ
ምኽኣል እዚ ናይ ኣገልግሎት መደብ እዚ ን ኣብ ክሊ ዕልመ 16 ክሳብ 25 ዘለዉ ጥራይ ዝምልከት እዩ።
እዚ መደብ እዚ ን ኣብ ክልል ዕድመ 16 ክሳብ 25 ዓመት ዝርከቡ ሰባት ጥራይ እዩ ዝምልከት
ኣብ ጽገናዊ እከኤክትሮኒካዊ ምመሳርሒታት፣ መሸጣን ምቕራብን መሳርሒታት ገዛ ስራሕ ተማሃሩ
ምርካብ ሓገዝን ሓበሬታት ኣብ ኣከዳድናን ፣ ምኽሪን ንናብ ናይ ስራሕ ቆጸራ ኣብ እንኸደሉ እዋን ፣ ጠቓሚ ሓበሬታ ንምርካብ።
ናይ 4 ወርሒ ናይ ፈረንሳ ኮርሳትን ኣብ ምፍራይ ፍርያት ቆርበት ንምስራሕ ደገፍን ርኸቡ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።