ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ La Mission Locale Clermont Métropole ምስ Volcans
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ቋንቋ ፈረንሳ ንምጽናዕ ኣሰናይነት ምርካብ ምስ እትደልዩ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ መደብ እዚ። ዕላምኡ ን ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ( ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና ወይ ትምህርቲ እዩ። ) ዕላምኡ ድማ፣ ንሞያዊ ሰልጠና ዝዓለመ እዩ
ኣጋዳሲ ሓበሬታ እዚ ብ PIAL ( ስልጠና ናይ ቋንቋዊ ምውህሃድ ). ብ Mission Locale ናይ Clermont Métropole et Volcans. ዝተወሃሃደ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
እቶም መንእሰያት ነጻ ዝኾነ ናይ ኣሰናይነት መኽሰባት ይረኽቡ
- እቶም መናእሰይ ናይ ትምህርቲ ዕድላት ( ዳግማይ ዕድል ዝፈጥር እዩ።)
- ኣብቲ መስርሕ እንተደኣ ኩነታቶም ማእሚኡ፣ ንመገዲ ስራሕ ኣንፈት ዝሕዝሉ ባይታ ንምፍጣር የጣጥሕ ።
እዚ መደብ እዚ። ዕላምኡ ን ምምሕያሽ ቋንቋ ፈረንሳ ናይ( ሓደ ናይ ቋንቋ ስልጠና ወይ ትምህርቲ እዩ። ) እዚ / Le jeune accompagné (OFII) ዝወሃብ ኮይኑ ምስ (CIR) ብምውህሃድ እዩ።
ነፍስወከፍ ተሳታፋይ ናይቲ መደብ ገንዘባዊ ሓገዝ ይረክብ።
ከመይ ንገብሮ?
ብዘይ ቆጸራ :
ኣብ
64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand
- ወትሩ ሰኑይ, ረቡዕሓሙስ ካብ ሰዓት 8:30 ክሳብ 11h30, ከምኡውን ካብ ወዓት 13h30 ክሳብ16h30
- ረቡዕ ካብ ሰዓት 13h30 ክሳብ16h30
- ዓርቢ ካብ 8h30 ክሳብ 11h30
እንተአለኹም እውን ኣብ ዘለኽሞ ኴንኩም ቆጸራ ክትሕዙ ትኽእሉ ኢኹም።.
ብ ቴለፎንe (04.73.42.17.57) ወይ ብኣካል ብምምጻእ
ኣድራሻና (64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand).
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ