ስልጠና ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ኦቨርገነ ሮነ ኣልፕ Auvergne-Rhône-Alpes
ምስ ፓርለ ዶት ርፋ PARLERA.FR
ኣዳላዊ Association Formation Ingénierie , Réseau des Centres Ressources illettrisme Auvergne-Rhône-Alpes, Fit Formation - ALF Auvergneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansእኣቲ ዝርዝራት ድማ ኣብ፣ ሓበሬትኡ ንኣብነት ኣብ ፣ኮርሳት ቋንቋ ፈተንሳ ጥራይን ፣ ፈተና ዝህባ ማሕበራትን ፣ ኣብ ዞባ Auvergne-Rhône-Alpes. እንመን ምዃነን ፣
ሕበሬታ ዝህብ እዩ ።
ሓደ ናይ ኢንተርኔት ገጽ ምስ፣
- ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ሓበሬታት ናይ ነፍስ ወከፍ ደፓርንመንት ንምርካብ "trouver une formation près de chez vous " ኣብዚ ጠውቑ
- ናይ ፈተና ማእእከላት ዝብሃ ማእከላት ንኣብነት (DELF, DCL, TCF, TEF...) ናይቲ ደፓርትመንት ንምርካብ (ኣብዚ ጠውቑr "trouver un centre d'examen près de chez vous "
- ናይ ኢንተርኔት ሳይት ናይ ወለንተኛታ ምስ እትደልዩ (ኣብዚ ጠውቑ r "accompagner une personne ")
- ካልእ ምንጪ ኣሀልግሎታት ናይ ሞያውያንን ወለንተኛታ ንምርካብ ኣብዚ ጠውቑ (cliquer sur "accompagner une personne ")
- ዝርዝራት ናይዝለዓለ ብቕዓት ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኣተኲረን ዝሰርሓ ንምፍላጥ (ኣብዚ ተውቑ "CRI en régions ")
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
185 Rue Jean Voillot, 69100 Villeurbanne, France
Chargement de la carte...