ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ De A à Z
ኣዳላዊCAVILAM
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ናብ ተዓዘብቲሃገር ኣልባ ሰባት, ዜጋታት ፈረንሳ, ስደተኛታት, ግዝያዊ ዑቕባ ተጠቐምቲ, ናይ ዑቕባ መሰል ተጠቐምቲ
ደረጃ ርድኢት ቋንቋ ፈረንሳA1, A2, B1, B2
ፍሉያት ተሳተፍቲደቐንስትዮ
ዋጋ
ብነጻ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ንውሓት ዝጸንሓሉ ግዜትኽኽል 15 ስሰሙን
ቐጻሊ ተሳትፎዝተሓተ 3 ሰዓት ኣብ መዓልቲ
ዝርከበሉ መዓልቲሰኑይ, ሰሉስ, ሓሙስ, ዓርብ, ረቡዕ
ኩነታት
መንበሪ ፍቓድ ካርድ ወይ ወረቐት ምህላው
ምምሃር ሞያ ስርሓት ቆርበት፣ ምስናይ ቋንቋ ፈረንሳ ተማሃሩ
እንታዩ’ዩ ?
እዚ ዳርጋ ን4 ኣዋርሕ ፊት ንፊት ስልጠና ምስ፤
- ምስ ሞያታት ኣቑሑት ቆርበት ዝተላመደ ኮርሳት ፈረንሳ (ናይ ቆርበት ቦርሳታት፡ ቦርሳታት፡ ቀበቶታት ወዘተ ምግባር)
- ስራሕ ንምድላይ ዝተወሃሃደን ምእቲ ርእስኹም ክኢልኩም ክትሰርሑ ሞያዊ ደገፍ ንምሃብ ዝዓለመ እዩ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
- ምስ ናይ ቆርበት ስርሓት ዘገልግሉ ቃላት ምዝውታር
- መምርሒ ስራሕ ምህላው
- ድሕንነት ስራሕ ምርካብ
- ወግዓዊ ሰነዳት ምህላው።
- ንናይ ስራሕ ቃለ መሕትት ምድላው
- ሲቪ CV ምዕባለ
- ስልጠና ንፈተነታት ፈረንሳ ትራቫይል “ምምሳል ምልመላ ሜላ (MRS)”
- ምስ ዝቖጽራ ዘለዋ ናይ ውሽጢ ዓዲ ኩባንያታት ምትእስሳር።
- ንኣሽቱ ጉጅለታት 8 ሰባት ንመምህር ሕቶታት ናይ ምሕታት ዕድል ንኽህልዎም
- ምርግጋጽ ናይቲ ሞያዊ ፕሮጀክት ሳላ ኣቀራርባ ናይ ዝተፈላለዩ ሞያታት ኣቑሑት ቆርበት
- ድሕሪ ምዝዛም ስልጠና 6 ወርሒ ናብ ሞያዊ ዓለም ምእታው ንምርግጋጽ ዝግበር ደገፍ።
ከመይ ንገብሮ?
- ኣኼባ ሓበሬታ፡ መስከረም 3, 2024 ሰዓት 14 ድሕሪ ቀትሪ (ኣቀራርባ ስልጠና፡ ኣኼባ ምስ መምህራን)።
ኣድራሻ፡ CAVILAM - Alliance Française, 1 avenue des Célestins, 03200 Vichy
- ቀጥታዊ ሕቶታትን መመልከቲታትን ብኢመይል ፡ inclusion@cavilam.com ።
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
11 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ