Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ቃለ መሕተት ናይ ስራሕ ምድላው

ምስ ምስ "Coup de pouce"

ኣዳላዊ La Cravate Solidaire Clermont-Ferrand ኣቐድዲሙ ዝነበረ 5 місяців тому

እቶም ዎርክሾፓት "ኮፕ ደ ፑስ " ብናጻ እቶም ፣ ን ኹሎም ደለይቲ ስራሕ ዝኾኑ ሰባትን፣ ኣብ መንጎ ትምህትርን ስልጠና ትምህርቲን ጣይ ዘለዉ ወይ እውን ኣብ ልምምጽ ንዘለዉ ሰባት ነጻ እያ።

ሓደ ምኽሪ ንምርካብ፣ ናይ ስራሕ ፕሮጀክት ክህልወኩም ኣለዎ። ሓደ 'ሓደ ንጹር ዝኾነ ሓበሬታ' ከምኡ እውን ድሮ ኣብ ሓደ ናይ ስልጠና ዘለዉ ክህሉ ይኽእል

  • እቶም ዎርክሾፕ ነፍስ ወከፍ ሮቡዕን ሓሙስን ድሕሪ ቀትሪ ፣ 3 ሰለስተ መደባት ኣለዎም - ምኽሪ ፣ ናይ ስራሕ ኣልባሳት ምልብባስ ምኽኣል ።
ምፍላጥ ዘገድስ!
ላ ክራቫት ሶሊደየር ፕሮፌሽናል ኣከዳድና ክህበኩም ይኽእል እዩ: ኮስትሞ: ፓንትሱት: ጫማ: ክራቫታ: ቀበቶ: መሳርሒታት: ከምኡውን ካልእ።ካብ ስቶክ ናይ ቅድሚ ሕጂ ዝውነን ክዳውንቲ ክትመርጽ ትኽእል ኢኻ።እቲ ዕላማ ዕዉት ቃለ መሕትት ንምርግጋጽ ንነብስኻን መመልከቲኻን ንምርኣይ ምሕጋዝ እዩ።

- ከምኡ እውን ናይ ፈተና ልምምድ ክካየድየደልኩም እዩሓያል ጎድንኹምን ከተማሓይሽዎ ዘለኩምን ወይ ድኹም ጎድነኹም ፣ ይንገረኩምን ፣ ተረጋጊግኡም ፣ ንዝመጽእ ፈተና ወይ ቃለ መጠይቕ ከም ትዳለዉ ይገብረኩም።

- ሓደ ን CV. ዝኸውን ስእሊ ኣውን ይዳለወልኩም

  • ከምኡ እውን ናይ ፈተና ልምምድ ክካየድየደልኩም እዩሓያል ጎድንኹምን ከተማሓይሽዎ ዘለኩምን ወይ ድኹም ጎድነኹም ፣ ይንገረኩምን ፣ ተረጋጊግኡም ፣ ንዝመጽእ ፈተና ወይ ቃለ መጠይቕ ከም ትዳለዉ ይገብረኩም።
  • ሓደ ን CV. ዝኸውን ስእሊ ኣውን ይዳለወልኩም

ንምንታይከ የዘገድስ?

ነፍሲ ወከፍ ሕጹይ ኣብ ኩነታቱ ተመርኲሱ ብሕታዊ ምኽሪ ይረክብ።

ምፍላጥ ዘገድስ!
ቅድሚ ስልጠና ምጅማርኩም ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳን ኩነታትኩም ንምፍላጥ ውልቃዊ ኣኼባ ናይ ምግባር ተኻሎ። ብዛዕባ ዝመጽእ ዕለታት ንምፍላጥ፡ ኢመይል ክትገብሩልና ወይ

  • ዘረባኻን ኣካላዊ ምንቅስቓስካን ብኸመይ ከም እተመዓራረዮ ፍለጥ።
  • ማሕበራዊ ስርዓታት ምርዳእ።

ንሲቪኹም ፍጹም ዝኾነ ስእሊ ክትመርጹ ንሕግዘኩም: ኣከዳድና: ኣቃውማCV ወዘተ።

ከመይ ንገብሮ?

ብ ቴለፎም 06 32 12 50 48 ካብሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ካብ ሰዓት 9h ክሳብ 17h.

12 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nawal ghandourተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • walachተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • la cravate solidaire clermont-ferrandኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles