ምስ PACEA - ምርካብ ስራሕ ንምርካብ ናይ ኣሰናይነት ወይ ናይ ምትሕሓዝ ደገፍ - Réfugiés.info

Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ስራሕ ንምርካብ ናይ ኣሰናይነት ወይ ናይ ምትሕሓዝ ደገፍ

ምስ ምስ PACEA

ኣዳላዊ Mission Locale Clermont métropole et volcans ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 15 jours

እዚ ን ኣብቲ ዝተጠቕሰ ክልል ዕድመ ዝርከቡ መንእሰያት ስፋሕ ናይ ምርካብ ዕድል ንምስፋሕ ብ Le PACEA est ዝተወስደ ተበግሶ እዩ።

ን ነፍሲ ወከፍ ኣብዚ ስልጠና ዝሳተፍ ዘበለ ፣ ኣብ ምርካብ ይሕገዝ። ጊድኒ ጎኑ ድማ፣ ከከም ኩናታቱ ዝኸይድ ክሳብ 561.68 ዩሮ ንወርሒ ዝበጽሕ ክፍሊት ይኽፈለኩም።

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ መደብ ን መንእሰያት ኣብዚ ዝስዕብ መዳያት ክሕግዞም እዩ

ሓደ ናይ ፈለማ ርክብናይ እቲ መደብ ምክያድ

  • ስሩዕ ውልቃዊ ቆጸራታት ምክያድ
  • ምርካብ ኣብ ናይ ጉጅለ ዓውደ መጽናዕትታት ናይ ምስታፍ ዕድል።
  • ናይ ሚሽን ሎካል Mission Locale ዕድላትን ሓለፋታትን ምርካብ የጠቓልል

ተሳተፍቲ መንእሰይ ከከም ኩነታቱ ክሳብ 561.68 ዩሮ (ከከም ኩነታትትም ኩነት) ዝግመት ገንዘባዊ ሓገዝ ክረክቡ ይኽእሉ እዮም።

  • ምጥራይ ሞያታት
  • ምርካብ ስራሕ

ከመይ ንገብሮ?

ምጹ ርኸቡና፣ ብዝይ ቆጸራ ኣብ ቦታና ሚስዮ ሎካል ኣብ ኣድራሻና

64 Boulevard Léon Jouhaux à Clermont-Ferrand


  • Les lundis, mercredis, jeudis et vendredis de 8h30 à 12h30, et de 13h30 à 17h
  • Les mardis de 13h30 à 17h
  • .ወትሩ ሰኑይ፣ ረቡዕ፣ ,ሓሙስን፣ ዓርቢን፣ ካብ ሰዓታት 8:30ክሳብ 12:30,
  • ከምኡውን ሰሉስ ካብ ሰዓታት 13.30 ክሳብ17.
ምፍላጡ ዘገድስ ወትሩ ሰኑይ፣ ረቡዕ፣ ,ሓሙስን፣ ዓርቢን፣ ካብ ሰዓታት 8h30ክሳብ 12h30,ከምኡውን ካብ ሰዓታት 13h30 ክሳብ16h45.
ሰሉስ፣ ካብ ሰዓት 13h30 ክሳብ 16h45.

ብተወሳኺ ምስ ኣማኻሪ ሚሽን ሎካል ብቆጸራ ምርኻብ ይከኣል እዩ፣ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓቶም፤

  • ብ ቴለፊን : 04 73 42 17 57
  • ኣብ ኣድራሻና: 64 Boulevard Léon Jouhaux, 63100 Clermont-Ferrand.
Passer la carte

Lieu d'accueil

  • 64 Boulevard Léon Jouhaux, 63100 Clermont-Ferrand, France
  • 04 73 42 17 57
Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • youተርጓሚ/ሚት
  • basheer al ghothaniተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • joubinetteተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • dmytro🇺🇦ተርጓሚ/ሚት
  • coralie alvesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ

Liens utiles