ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲ Clermont-Ferrand
ምስ ምስ le Projet PASREL - Université Clermont Auvergne
ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Clermont Auvergneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a 2 ansፕሮጀክት ፓስረል (ስፖርታዊ ስነ-ጥበባዊ ስርሓት፡ ኣኼባታት፡ ፈጠራዊ ጽሑፍ፡ ቋንቋ ፈረንሳ) ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡሳን ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ኣልባ ሰባትን፡ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ የኽእል።
እዚ ኣስታት 180 ሰዓታት ዝወሰደ ስልጠና፤
- ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
- ባህላውን ስፖርታውን ንጥፈታት፣
- ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...
`ፍለጡ ዘገድስ
እቲ ስልጠና 1 ሰሚስተር ኣብ ሓደ ደረጃ ይጸንሕ ፣ ካብ ጥቅምቲ- ጥሪ ድሕሪኡ ካብ ለካቲት -ሰነ ይወሃብ።
እቲ ስልጠና 1 ሰሚስተር ኣብ ሓደ ደረጃ ይጸንሕ ፣ ካብ ጥቅምቲ- ጥሪ ድሕሪኡ ካብ ለካቲት -ሰነ ይወሃብ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
Lieu d'accueil
Chargement de la carte...
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia m
a mugnier
mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት