ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምርካብ
ምስ ሰንተር አኢሰኮ 63 CENTRE ESSOR 63

ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ሕክምና ንምርካብ

ምስ 
ሰንተር አኢሰኮ 63 CENTRE ESSOR 63

መጨርሽታ ጊዜ ምሕዳስ16 mars 2022

እንታይ ኢዩ?

ማእከል ESSOR 63 ምስ ስደት አተተሓሓዘ፣ ርኡይ ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊን ግዳይ ናይ ኣካላዊ ብ ስቓይ መህረፍቲን ስነኣእምሮኣዊ ማህሰይቲን ዝወረዶም ስደተኛታት፣ ካብ ስቓዮም ንምንጋፍ ዝዓለመ እዩ።

ማእከልና ንኹሉ ሰብ ብዘይ ንኹሉ ሰብ ብዘይ ኣፈላላይ መበቆል ሃገር፣ ጾታይ ይኹን ዕድመ እዩ ኣገልግሎት ዝህብ።

i ምፍላጡ ዘገድስ! :ድማ ብዛዕባ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ክእለትኩም ኣይትሕሰብሉ ምኽንያቱ ፣ ኣስተርጎምቲ ስለ ዘለዉና።

ንመን ኢዩ ፧

ኣገዳሲ

ብ ቐጥታ ርኸቡና

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ኣገዳሲ

ብ ቐጥታ ርኸቡና

ደረጃ ቃንቃ ፈረንሳይ
ኩሎም ደረጀታት
ህዝቢ ተኮር ጉዳይ ወይ ንህዝቢ ዝምልክት፣
ዑቕባ ዝረኸቡ
ዋጋ ክንደይ ይውድእ ?
ነጻ
ቦታ ናይ ተግባር ወይ ፍጻመ

ዞባ\ ዴባርትሞ

63 - Puy-de-Dôme

ስለምንታይ እዩ እዚ ጉዳይ ኣገዳሲ ኾይኑ፧

ን ሓገዝን ኣሳላይነት

ሃገርካ ምግዳፍ፣ ብዘይ ምድላው፣ ካብ እትፈትዎም ስድድራን መቕርብን ዓርከ መሓዛንምፍላይ ኣዝዩ ኣጸጋሚ እዩ።ኣብ ፈረንሳ ንምእታው ዝተጓዓዝኩሞ መገዲን መስርሕን እውን ገለ እዋን ኣጸጋሚ ክኸውን ይኽእል እዩ። ኣካላዊን ስነ ኣእምሮኣዊ ስቓይ ዝነበሮ እውን ክኸውን ይኽእል እዩ።

ክትዛረብሉ ትደልዩ ትኾኑ፣ ምስ ሰባት ከተካፍልዎ። ህይወት ከም ብሓድሽ ክትፍልሙ ፣ ሓገዝ ትደልዩ ትኾኑ። ኣባላት ማሕበር ESSOR 63 ከአንግድኹምን ክሰምዕኹምን እዮም፣ ምእንቲ እንታይ ከም እትደልዩ ክፈልጡ። ኣብ መሐከሚ ምእከልና ክትእለዩ ኢኹም። እንተደኣ ን ነዊሕ እዋን ክትሕከሙ ደሊኹም እውን ማሕበርና ኣድላዪ ዘበለ ነገር ክገብረልኩም እዩ።

ነቲ ርኽኽብና ዘቕልሉ ኣስተርጎምቲ ንምርካብ።

እንተደኣ እቲ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ደረትኩም ስምዒትኩም ንምግላጽ ዘየኽእለኩም ኮይኑ፣ ብ ቋንቋኹም ኣሰርጎምቲ ኣዳሊና እነሆና።ምስ ሕእካይምና ቆጸራ ንምግባር ፣ብቴለፎን ይኹን ብ ኣካል ምስ እትመጹ እውን ብ ኣስተርጎምቲ፣ ክትስነዩ ትኽእሉ ኢኹም።

ብ ኸመይ ኣብርክቶይ ይሳተፍ

ክኢላታት እቲ ዓውዲ፣ ናይ ክሕግዘኩም እዮም ESSOR 63

ናይ ሕክምና፣ ማሕበራዊ ህይወት ወይ ሶሻል ክኢላታትን ፣ወለንተኛታን ክኾኑ ይኽሉ እዮም ሓገዝትኹም።
ነዚ ኣገልግሎት እዚ ንምርካብ ምስ እተልዩ፣ እመይል ናብ centre ESSOR 63 : ብ ኣኣድራሻና ስደዱልናcentreessor63@forumrefugies.org.
Il ብ ኢመይል እውን ፋይል ናይ ኣንፈት መደባትና እቶም ኣባላት centre ESSOR 63 ክስሰዱልኩም ይኽእሉ እዮም ፣ ወይ እውን ምሳይ ብ ቐጥታ ክትራኸቡ ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ቲ ማሕበር ብ ቐጥታ ብ ምምጻእ ተመዝገቡ ESSOR

ኣብዚ ዝስዕብ ኣድራሻ፣ናይ ESSOR 63, ብ ቴለፎን እውን ኣዛርቡና

04 63 46 89 80 ወይ 06 14 96 71 66.

Le centre ESSOR 63 ኣድራሻና ድማ:
Centre Commercial Croix-Neyrat
"Auchan Nord", 1er étage
Rue du Torpilleur Sirocco
63100 CLERMONT-FERRAND

መጓዓዝያ TRAM A ትራም ኤከምኡ እውን ኣውቶቡስ ቁጽሪ Bus Ligne 22, arrêt "Hauts de Chanturgue". እዩ

ማእከልና ESSOR 63 ኣብ ዝስዕብ እዋን ክፉት እዩ
- ሰሉስ ድሕሪ -ቀትሪ, ኣብ ሰዓት 14h 17h,
- ረቡዕ ካብ ሰዓታት mercredአዝቡዕረ 9h30 ክሳብ 17h
- ሓሙስ ካብ ሰዓታት 9h ክሳብ 17h

ን ኽትእንገዱ

ምስ ተመዝገብኩም፣ ናይ ቆደራ መዓልቲ እወሃበሉም እሞ። ትእንገዱ። jብ ሓፈሻዊ ሓኪምን ፣ን ናይ ሳይኮሎጂ ክኢላን ፣ ከከም ኩነታት ጥዕናኹምን ኩናታትኩምን ናይ ሕክምና ምስርሕ ክትጅምሩ ትኽእሉ።

ብ ቐጻሊ ክትትል ከምኡ እውን ፣ንደገ ሪፈር ክትበሃሉ ምስ ዘድሊ እውን ንሰደኩም

ብ መሰረት ናይ ፈለማ ርኽኽብና ምሳኹም፣ እቲ ዝረኸብኩሞ ሓኪም ብቐጻሊ ክከታተለኩም ድዩ ወይ እውን ኣይፋልን። ኣብ ምርጫኹም እዩ ዝውሰን ፣ ሓኪምኩም ምረጹ።

እንተደኣ ማእከል ESSOR 63 ምስ ድሌታትኩም ዘይከይዱን ፣ ,ከልእ ማኣከላትን ሕክምናታት ንምርኣይ ደሊኹም ብዘይ ጥርጥር ሕተቱ፣

ከምኡ ኣውን ምስ ተመዝገብኩም፣ እቲ ናይ ኽህምና ክትትል ን ኻልእ እዋን ከተሰጋግሩን፣ ኣብ ዝተዳለኹምሉ እዋን ክኸውን ከም ዘለዎ ክትውስኑ ትኽእሉ ኹም። ሽዑ ኣብ ድሉዋት ምስ ኮንኩም ሓደ እዋን። ኣብ ዝተዳለኹምሉ ግዜ ነቲ ማእከል ክትውከስዎ ትኽእሉ ኢኹም፣ ኣብ ዝመረጽኩሞ እዋን ተኣንገዱ!

ኣዛራቢ ምርካብ :
ቅኑዕ\ ቅቡል
ኣገዳሲ ዝኾነ ሓቤሬታት ረኺብኩም ዶ ?
ኣምስግኖም ነቶም ንዓኻ ኣብርክቶ ዝገበሩ ኣብ ተሳትፍኦም
3 🙏
ኣበርከቲ ዓድም
12እዛ ገጽ ጹቡቅ ጌርካ ኣጽናዓያ መታን ን ሕቶታት ምምላጽስ ክትጠቅመካ
Proposé par

Responsable

Forum réfugiés
Forum réfugiés

Partenaires

Agence Régionale de Santé Auvergne Rhône-Alpes
Agence Régionale de Santé Auvergne Rhône-Alpes
Ville de Clermont-Ferrand
Ville de Clermont-Ferrand

Responsable

Forum réfugiés

Forum réfugiés

Partenaires

Agence Régionale de Santé Auvergne Rhône-Alpes

Agence Régionale de Santé Auvergne Rhône-Alpes

Ville de Clermont-Ferrand

Ville de Clermont-Ferrand