Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ስልጠና ቋንቋ ረፈንሳ ምርካብ

ምስ ኣልፍ ALF Auvergne ኦቨርገኝ

ኣዳላዊ Formation Insertion Travail ኣቐድዲሙ ዝነበረ рік тому

እዚ ALF (ኮርስ ቋንቋ ፈረንሳ ) ን ስራሕ ዘተሓሕዝ ብቕዓት ቋንቋ ፈረንሳ እዩ ዘምህር እዩ

ብሳላ እዚ መደብ ALF ቋንቋ ፈረንሳ ካብ ዘይዛረባ ዓድታት ዝመጹ ሰባት ዕድል ይረኽቡ

  • ቋንቋ ፈረንሳ ንኽትመልኽ ምኽኣል
  • ናይ ቋንቋ ብቕዓት ዝገምግም ፈተና ምስታፍ
  • ምስ ደረጃ ብቕዓትኩም ዝከይድ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ ምሃብ 
ምርካብ እዚ ደገፍ ኣብ ሰለስተ ክፍልታት ኦቨርን ኣሎ። (Cantal, Haute-Loire, Puy-de-Dôme ካንታል፡ ሃውት-ሎየር፡ ፑይ-ደ-ዶም)።

ንምንታይከ የዘገድስ?

ALF ናይ ፈረንሳ ደረጃኹም ምግምጋም ፣ ኣተኩርኩም ምስራሕ ምእንቲ ብ ሰለስተ ደረጃታት ክትትል ምግባር

እቲ መድረኽ ንኹሉ ኣብ ኦቨርን Auvergne. ዝካየድ ንጥፈታት ዝሽፍን እዩ። ምስ ድሌታትኩምን ፕሮጀክትታትኩምን ዝተመጣጠነ ኮርሳት ክትረክብ ትኽእል ኢኹም።

እዚ ፕላትፎርም እዚ ብ እቲ ደፓርትመንት መደብ ዝተተሓሓዘ ኮይኑ፣ እቲ ዝለዓለ ዓላምኡ ድማ ንዓኹም እቲ ዝግባእ ሓበሬታን ስልጠናን ምሃብ እዩ።

ከመይ ንገብሮ?

ምስ ኣሰራርሓ ALF Auvergne ዘለዉ ኣሲስታንስ ሶሻል ፣ ናይ ፖሎምፕልዋ፣ social, ኣማኸርትኹምን Pôle Emploካምኡ እውን ኣስራሕትኹም ሕተቱ

ነዚ ንምግባር ግን ቅድም ን ALF Auvergne. ቆጸራ ክትሓቱ ይግባእ

Lieu d'accueil

64 Rue Lamartine, 63000 Clermont-Ferrand, France

04 73 35 25 26

c.sermeze@fit-formation.net

Chargement de la carte...

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • nouተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • utilisateur_2134382ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • celinesኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • fatma bouhejbaተርጓሚ/ሚት

Liens utiles