Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምምሃር ቋንቋ ፈረንሳ ኣብ ዩኒቨርሲቲ Clermont-Ferrand

ምስ ምስ le DU Passerelle - Université Clermont Auvergne

ኣዳላዊ RÉSEAU MEnS , Université Clermont Auvergneኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un jour

እዚ ዲፕሎማ ዩኒቨርሲቲ ፓሰረል (DU) ፡ ሓተትቲ ዑቕባ፡ ተጠቀምቲ ንኡስ ወይ ግዝያዊ ሓለዋ፡ ስደተኛታትን ሃገር ዘይብሎም ሰባትን ፡ ኣብ ፈረንሳ ንኽመሃሩ ዝሓሸ ደረጃ ቋንቋ ፈረንሳ ክህልዎም የኽእሎም።

እዚ ናይ 310 ሰዓታት ስልጠና፤

  • ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርሳት፣
  • ስራሕቲ ተግባራት
  • ኣብ ፈረንሳ ዩኒቨርሲቲኹምን ሞያዊ ፕሮጀክትኩምን ንምህናጽ ዝግበር ደገፍ...ወዘተ ምርካብ
ምፍላጡ ዘገድስ እቲ ስልጠና እንተወሓደ ን 2 ዝጸንሕ እዩ። ሰሚስተራት (9 ወርሒ)፣ ካብ መስከረም ክሳብ ሰነ።

ተመሳሰልቲ ኣገልግሎት ዝህቡ ኣብ ፈረንሳ ኣስታት 40 ናይ ስልጠና ቦታታት ኣለዉ። እዚ ወረቐት እዚ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ክለርሞንት ኦቨርን Clermont Auvergne.ዝተዋህበ ስልጠና ዘቕርብ እዩ።

> ንዝያዳ ሓበሬታ En savoir plus sur le DU Passerelle : voir la fiche Réfugiés.info

ንምንታይከ የዘገድስ?

እዚ ትምህርቲ ናይ ኣብ DU Passerelle ናይ ክለርሞንት ኦቨርን ዩኒቨርሲቲ፡ ኣብ ሓደ ሰሚስተር ካብ 222 ሰዓታት ክሳብ 260 ሰዓታት ዝወስድ ትምህርቲ ፈረንሳ ኣገልግሎት ይህብ።

ከከም ደረጃኻ ኣብ ሰሙን ካብ 17 ክሳብ 20 ሰዓታት ትምህርቲ ክህልወኩም እዩ።

ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ ንምርካብ ፈተናታት ምውሳድ የኽኣል ።

ኣኣዝዩ ኣገዳሲ ሓበሬታ እንተደኣ ተጠቃሚ ኣህጉራዊ ሓለዋ ወይ ተጠቃሚ ግዝያዊ ሓለዋ እንተኾንካን ትሕቲ 35 ዓመት እንተኾንኩምን፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ገንዘባዊ ሓገዝ (ብማሕበራዊ መዐቀኒታት ወይ ፍሉይ ዓመታዊ ሓገዝ ዝተመርኮሰ ሓገዝ)ን ነቲ ስልጠና ንምዝዛም መንበሪ ገዛን ክህልወኩም ይኽእል።

ኣብ እዋን ስልጠና፡ ኣብ ፈረንሳ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ ክትረኽብዎ እትኽእሉ ጠቕምታት ፡ ተማሃራይ ምዃን እንታይ ምዃኑ ንምርዳእን ፡ ኮርሳትን ፈተናታትን ብኸመይ ይውደቡ፡ እንታይ ዲፕሎማን ስልጠናን ኣለዉ፡ ኣብ እዋን ክፍሊ ከመይ ጌርኩም፣ ኖት ትወስዱን ትወስድን ካብ ክፍሊ ወጻኢ ከመይ ጌርኩም ትኽልሱን፡ ኣቀራርባታት፡ ንፈተናታት ምድላው ...ይሕብር

  • ምምላኽ እቲ Module ህይወት ዩኒቨርሲቲ
  • ምዃን ስፖንሰርሺፕ ብተማሃራይ UCA

እቶም ስርዓተ ላዕለዋይ ትምህርቲ ፈረንሳ ዝተሓላኹም ከም ምዃኖም መጠን፣ ነዚኦም ንምብዳህ፣ ሓገዝ ትረኽቡ ፣ እዚ ማለት ።

ኣብ እዋን ስልጠና፡ ሰብ ሞያ ብውልቂ ኣሰንዮምብዛዕባ ኣካዳሚያውን ሞያውን ፕሮጀክትኹም፡ ከከም ተኽእሎታት፣ ዘነጽሩ ነገራት ምህላው።

እቶም ሰብ ሞያ ሲቪኻን ናይ ተበግሶ ደብዳቤታትካን ክትጽሕፍ፡ ከምኡ’ውን ኣብቲ ዝምስጠካ ናይ ስልጠና ኮርሳት ክትምዝገብ’ውን ይሕግዙኹም።

  • ስራሕእቶም ሰብ ሞያ ሲቪን ናይ ተበግሶ ደብዳቤታትን ክትጽሕፍ፡ ከምኡ’ውን ኣብቲ ዝምስጠ ናይ ስልጠና ኮርሳት ክትምዝገብ’ውን ይሕግዙኹም።
  • ኣብ ፕሮጀክት ዩኒቨርሲቲ ብላ ፋብሪክ (ሓላፊ ውህደት፣ ኦሬንቴሽን ወይ ዳግመ-ኣንፈት ተምሃሮ) ዝቆጻጸር
  • ከምኡውን ምርካብ ናይ ኦሬንቴሽን ደገፍ፣ ወዘተ

ምርካብ ኣብ እዋን ስልጠና ዝተፈላለዩ ንጥፈታት ክትረኽቡ ኢኹም፤

  • ምክያድ ናይ ኮምፒተር ዓውደ መጽናዕቲ
  • ምስታፍ ባህላዊ ምውጻእ
  • ስፖርታዊ ንጥፈታት ምግባር
  • ከምኡውን ትያትርን ሙዚቃን ኣብ መንጎ ባህልታትን ዓውደ መጽናዕቲ...ዝኣመሰሉ ነገራት ምስታፍ

ከመይ ንገብሮ?

  • ምዝገባን ኩነታቱን ፡ ከመይ ጌርኩም ከም እትምዝገቡን ንምፍላጥ፣ ፣ናብ መዝገብ ሓበሬታ ናይቲ ዩኒቨርሲቲ le site de l'université ብምእታው።
  • ናይ ምምልካት መዓልታት (ሓፈሻዊ ኣዋርሕ) : ካብ ግንቦት ክሳብ መስከረም
  • ርክብ ምሳና ፣ ብመገዲ : pasrel.centre-fleura@uca.fr

ድሕሪ ምልኣኽ መመልከቲ፡ እንተደኣ መመልከቲኻ ተቐባልነት እንተረኺቡ፡ ንፈተናን ቃለ መሕትትን ዕድመ ዝሓዘ ኢመይል ይመጸኩም እዩ።

Lieu d'accueil

34 Av. Carnot, 63000 Clermont-Ferrand, France

Chargement de la carte...

13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • claudia mምምሕዳር
  • a mugnierምምሕዳር
  • admin-du-clermontተርጓሚ/ሚት
  • mohamed sayed shokriተርጓሚ/ሚት
  • cha_antnተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • rzgar-bapiriተርጓሚ/ሚት
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት

Liens utiles