Paramètres d'affichage

Choisissez un thème pour personnaliser l'apparence du site.

ምርካብ ትምህርቲን መዓልታዊ ህይወት ዝጠቓም ናይ ቋንቋ ፈረንሳ

ምስ ምስ Avec Ateliers de français

ኣዳላዊ Services Accompagnement Migrants Auvergne ኣቐድዲሙ ዝነበረ 2 місяці тому

ኣብ ከተማ ክሌርሞን ፌሮ ን ኩሮን ኡቨርኝ Clermont Ferrand et Cournon d'Auvergne ኣብ ከባቢኹም ዘለዉ ኣባላትና ወይ መማህራንና ብመንጽር እቲ እትሓልፍዎ መዓልታዊ ሂወትኩም ክእለት ቋንቋ ፈረንሳ እተመሓይሹሉን እተማዕብሉን መንገዲ ንምርካብ ከሳልይኹምን ክሕግዙኹምን እዮም።

ክልተ ግዜ ኣብ ሰሙን ንኣስታት 2 ሰዓታት ግዜ ዝኣክል ናይ ስልጠና ግዜ፣ ኣብ ግዜ ዕረፍቲ ናይ (ናይ ተመሃሮ ጥራይ እንተዘይኮይኑ).

ንምንታይከ የዘገድስ?

  • ንምምሕያሽ ናይ ምንባብን ምጽሓፍን ክእለትኩ ከኡውን
  • እንቲ ኣብ መዓልታዊ ህይወት ኣፋዊ ርክብ ምምሕያሽ ክትገብሩ
  • ብሓፈሻ ኣብ ኣቀራርባኻ ናጻ ኩን።
ምፍላጡ ዘገድስ እቶም ኣሰልጠንቲ ፈረንሳ ከም ቋንቋ ወጻኢ (FLE) ኣብ ምምሃርን/ወይ ድማ ኣብ ስልጠና ዓበይቲ ፍሉያት እዮም።

ክዝም እኒ መቐበሊ ኣጋይሽ ናይዚ ህዝባውያን ህንጻታት፣ኣደራሽ ናይ ምምሕዳር፣ ህዝባውያን ቦታታት፣ ኣብያተ ንባብን ካልእን ቦታታት የአንግድ እዩ። ስለዚ ፍለጥዎ

ነፍሲ ወከፍ ጉጅለ ኣብ መሓውራት ናይቲ ከባቢ፡ ማለት ኣብ ማእከል ማሕበረሰብ፡ ማሕበራዊ ቦታታት፡ ቤተ-መጻሕፍቲ ሚድያ ወዘተ ብሓጎስ ይቕበኡኡም።

ከመይ ንገብሮ?

ነቲ ዝድግፈኩም ዘሎ ማሕበራዊ ሰራሕተኛኻ ወይ ኣሲስታንት ሶሻል (ማሕበራዊ ሰራሕተኛ፡ ኣማኻሪ ፈረንሳ ትራቫይል፡ ኣማኻሪ ሚሽን ሎካል ወዘተ) ርክብ ብምግባር ነዚ ገምጋም ክትፍጽሞ ክትሓትቱ ትኽእሉ ኢኹም ኣብ እዚ ብምጥዋቕ ድማ እኹል ሕእበሬታ ርኸቡ sur la plateforme ALF.

ኣብዚ tutoriel ድማ ከመይ ጌርኩም ከም እትምዝገቡ ሕብረኩም ክሰብሉ

  • ብ ቴለፎን : 04 73 35 25 26
  • ብ ኢመይል: fit-formation@orange.fr
  • ኣድራሻና : 64 rue Lamartine, 63000 Clermont-Ferrand

15 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ

  • xavidumምምሕዳር
  • utilisateur_61623907ኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • lanie456ተርጓሚ/ሚት
  • diplosamተርጓሚ/ሚት
  • fairouzተርጓሚ/ሚት
  • olga b.ተርጓሚ/ሚት
  • rohullah expertተርጓሚ/ሚት
  • noorተርጓሚ/ሚት
  • abrhamተርጓሚ/ሚት
  • niknameተርጓሚ/ሚት
  • marianneukraineተርጓሚ/ሚት
  • anastasiaተርጓሚ/ሚት
  • cathieኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • samaኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
  • kim.delaunayተርጓሚ/ሚት

Liens utiles