ምውሳድ ጽዑቕ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ኮርስ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ምርካብ ኣብ ሰሙን 20 ሰዓታት ትምህርቲ ፈረንሳ + ንጥፈታት ኣብ ዩኒቨርሲቲ Jean Monnet à Saint-Etienne ጂን ሞኔት ኣብ ሴንት-ኢቲየን።
PARLERA.FRሓደ ናይ መሰረታዊ ቋንቋ ፈረንሳ ዝህቡ ብቑዓት፣ ማሕበራት ዝርዝር ዝህብ እዩ ።
ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ትምህርቲ ንምቅጻል ብውልቃዊ\ት ነዚ ዕድል ተጠቀምቲ ሙኻን ::
ንምስራሕ ኣብ ጽላት ሕርሻ ክትሰርሕ ስልጠና፡ ፈረንሳዊ ቋንቋ እናመሓየሽካ ዝወሃብ ስልጠና ንምርካብ ።
ኣብ ትምህርቲ ፈረንሳን ባህላዊ ንጥፈታትን ደረጃ ቋንቋኻ ንምምሕያሽ ግበሩ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
ማሕበርና ኣብ ሰሙን 2 ሰዓታት ትምህርቲ ከምኡ’ውን ቋንቋን ባህልን ፈረንሳ ንምምሃር ሓያሎ ንጥፈታትን ይካየድ
ምኽኣል ኣብ ከባቢ Saint-Etienne ናይ ፈረንሳ ኮርስ ንምርካብ ዝሕግዝ ሓበሬታን ምኽርን እዩ።
ምስታፍ ኣብ ፈስቲቫል ፊልም ሉሚየር ተሳተፉ፣ ናብ ቤተ መዘክር ምብጻሕ፣ ወለንተኛታት፣ ምስ ህዝቢ ሊዮን ተራኸቡ።
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ
ምኽፋት ኣብ ኣካውንት ብኸመይ ከም ዝከኣል Étrangers en France መንበሪ ፍቓድ፡ ምሕታት ዜግነት ወዘተ መስርሕ ወዘተ ምጽፋፍ ምእንቲ ክትክእሉ ዘኽእል)
ምጥላብ ፣ ሕጋዊ ሰነድ ንምጥላብ ንመርዓ ወይ ንምጽማድ ዝወሃብ ዝነበረ ሰነድ ተሪፉ እዩ እንተደኣኣ ስደተኛታት ኲይንኩም፣ ሰርቲኬት ኣየድልየኩም እዩ
ንምጥርናፍ ስድራቤንት ናብ ሃገረ ፈረንሳ ብሓባር ናይ ምኺኣን ድሌት ኣለኩም እንተኾይኑ? እነሀልኩም ኣጋባቡ
ምጥላብ ን 5 ዓመት ዘግልግል ፓስፖርት ናብ ወጻኢ ክንገሸሉ ንኽእል ፓስፖርት(TVR, TIV, TVA) ዝበሃሉ ዓይነታት ንምርካብ ::
ምርካብ ሓበሬታ ፣ ፋይል ብከመይ ኣብ መወዳእታ' ካርት-ሰጁኽ' ንምርካብ ካብ ፕረፈክፉር (ANEF) ይሕብር እዩ።
ምርካብ ህጹጽ መጽለሊ ምርካብ ህጹጽን ግዝያዊ መጽለሊ ብናጻ ንምርካብ ክትክእሉ ኢኹም
ምርካብ ህዝባዊ ኣግልግሎት ዝህብ ትካል ኮይኑ፣ ስራሕ ንምርካብ ወይ ሓገዝ ናይ ስልጠና ምወላ ንምርካብን ካልእ ኣገልህሎታትን (chômage) ዝኣመሰሉ ነገራት ርኸቡ
ምዝገባ La CAF ኣብ ዝተፈላለየ ክፋል ናይ ህይወት ዘለዉ ሰባት ካብ ብመግስቲ ዝመቓራሕ ገንዘብ እዩ። ስለዚ ካብኡ ንኽንረብሕ ብኸመይ ክንምዝገብ ንኽእል ዝሕብር እዩ።
መንበሪ ካርድኹም ምውዳቑ ግዜ ወይ ካብ መዓላ ወጻኢ ዝኾነሉ እዋን እንተቐሪቡ ኣብ (ANEF) ንምሕዳስሱ ኣብ ኦን ላይን ሕተቱ ንምሕዳሱ!
ምህላው ናይ ፈረንሳ እንተደኣ ናይ ቋንቋ ፈረንሳ ብቕዓትካ መርትዖ ዝኾነ ሰናድ ናይ (DELF, DALF, DILF, TCF, TEF...) ክህልወኩም ምስ እትደልዩ ዝጠቅም እዩ