ኣገደቲ ሓበሬታ
ምስ ምስ Centre sociocuturel l'Equipage
ናብ ኩሉ ተሳተፍቲ ዝዓለመ
ዋጋ
ምሕጽንታኹም በጺሕና ኣሎ
ኣበይ ?
ተመሃሩ ቋንቋ ፈረንሳ
እንታዩ’ዩ ?
ብጽሑፍን ቃል ፈረንሳ ብዝተፈላለዩ ደረጃታት ንምምሃር ዝሕግዙ ኮርሳት።
ብ ዘይካ እዚ ዝተፈላላዩ ንጥፈታ ከም እኒ ንከተማን ከባቢኣን ንምፍላጥ፡ ንምስኣል፡ ስፖርት ንምጽዋት፡ ብሓባር ንምብሳል... ይከኣል እዩ
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ጌርኩምምጽሓፍ፡ ምንባብ፡ ምዝራብን ዕላል ከም እትኽእሉ ዝሕብር ዝልጠና ።
ኣብ ጎኒ እቲ ገዛ ክህልዉ ዝኽእሉ ንጥፈታት፡ ክትበጽሖም ዘለካ ቦታታት፡ ኣብያተ ጽሕፈት ምምሕዳራት፡ መጓዓዝያ፡ ኩባንያታት... ሓገዝ ንምርካብ ይሕግዝ
ምስ ደቂ ዓዲ ተላለዩ፣ ተዕልሉ፣ ብሓባር ንጥፈታት ክትገብሩን ትኽእሉ ኢኹም።
ከመይ ንገብሮ?
- ብስልኪ 04 77 54 95 03
- ብኢመይል ፡ inscription@csclequipage.fr
- ኣብ ቦታና: 16 rue de St Galmier 42140 Chazelles sur Lyon
እዚ ፋልይ ጠቓሚ ኮይኑ ዶ ረኺብኩሞ ?
ን ዝተርጎሙን: ርእይቶኦም ዘበርከቱን ኩሎም ነመስግን
ተመሳሳሊ ዛዕባ
13 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ