ምስታፍ ቋንቋ ስፖርታዊ ንጥፈት ድለዩ
ምስ ምስ DAHLIR
ኣዳላዊ DAHLIR ኣቐድዲሙ ዝነበረ il y a un anምእንቲ ምስ ድሌታትኩም ባጀትኩም ድሌታትኩም ዝሰማማዕ ስፖርታዊ ንጥፈት ንምርካብ ሓግዝ፣ ኣብ ቀረባኹም ።
ሓያሎ መስመራት ይከኣል እዩ፤
1. እንተደኣ ፣ ምንቅስቓስ ናይ ስፖርት ፣ ከምኡውን ባህላዊ ንጥፈታት ክትገብሩ ደሊኹም። ግን እንተደኣ ዘይወሲንኩም። ን ምርጫ ገለ ምእንቲ ክትገብሩ ክንሕግዘኩም ኢና።
ኣቐዲምኩም ኦጸራ ውሰዱ ፣ እንተደኣ ብ DAHLIR.ክትሕገዙ ደሊኹም
2. ወይ እውን፣ እንታይ ዓይነት ስፖርት ክትገብር ከም እትደሊ እንተፈሊጥኩም (ንኣብነት ሳዕስዒት፡ ምሕንባስ፡ ኩዕሶ እግሪ፡ ኩዕሶ ሰኪዔት ወዘተ)፡ እቲ ማሕበር ክለብ ንምርካብ ክትሕገዙ ኢኹም፣ ንመጀመርታ ክፍለ ግዜን ምዝገባን እውን ከምኡ።
ንምንታይከ የዘገድስ?
ከመይ ንገብሮ?
14 ናብ ናይ ኣበርከትቲ መደብ ተላኢኹ
claudia mምምሕዳር
xavidumምምሕዳር
carine_dahlirኢዝዲተር ወይ ኣርታዒ
niknameተርጓሚ/ሚት
marianneukraineተርጓሚ/ሚት
mohieddinተርጓሚ/ሚት
diplosamተርጓሚ/ሚት
cmተርጓሚ/ሚት
rohullah expertተርጓሚ/ሚት
kim.delaunayተርጓሚ/ሚት
hajiahmadi477@gmail.comተርጓሚ/ሚት
olga b.ተርጓሚ/ሚት
sarachloeተርጓሚ/ሚት
noorተርጓሚ/ሚት