ሞያ ስነ-ህንጻ ዲፕሎም ንምርካብ ምድላው
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
République
Française
Réfugiés.info
ሓበሬታ ን ስደተኛታት ኣብ ፈረንሳ
ካብ መንጎ 1135 ፋይላት ናይ ምሕዳራትን ኣከባብያውያን ኣገልግሎት ዝሕብሩ ርኸቡ
ብነጻን እናተኸፈለኩም እትስልጥንሉ ሞያ ህንጻ ከምኒ (ፕላምበር/መሃንድስ ናይ መውዓዪ ቤት፣ ኤሌክትሪሻንን) ዘጠቓለለ እዩ።
እንተደኣ ኣብ ፈረንሳ ትምህርቲ ንምጅማር ወይ ዳግማይ ንምጅማር ናይ ዩኒቨርሲቲ ዲፕሎማ (DU) ምርካብ።
ንምርካብ ናይ ስነ ኣእምሮ ሓገዝ፣ ስደተኛ ኣብ ከተማ ቦርዶ እንተ ኴንኩም፣ ናይ ስነ-ኣእምሮን ስነ-ልቦናን ድጋፍ ምስ እትደልዩ ምርካብ ከኣሉ
ደቂ ኣንስትዮ ካብ ኩነታት ዓመጽ ንኽወጻን ንስንባደአን ንኽስዕራን ዝሕግዝ ደገፍንምግባር ዝዓለም መደባት ዘካተተ።
ን ስደተኛታት ደቀንስትዮ ኣብ ቦርዶ ምሕጋዝ Bordeaux.
ምርካብ ስልጠና ናይ ዝተፈላለዩ ብብዝሒ ንጥፈታት ንስድራቤት ቖልዑት ዝካየደሉ ቦታ
ምስልጣን ንስደተኛታት ደቂ ኣንስትዮባህላዊ መግበን፣ ናይ ቅልጡፍ ስልጠና ምርካብ ንምኽኣል ኣብ ስራሕ ዓለም ንምስታፍ ዝዓለመመደብ
ንስታፍ ኣብ ናይ ኣገልግሎት ን 9 ኣዋስርሕ ብ ወለንታ ኣብ ፈረንሳ ምክያድ ምእንቲ ክትክእሉ
ቋንቋ ፈረንሳ፡ ምጽሓፍን ምንባብን፡ ስሌታት፡ ዓውደ መጽናዕቲ ኣደን ህጻንን፡ ንጥፈታት ኣብ መንጎ ደቂ ኣንስትዮ
ንምርካብ ሓፈሻዊ ሓገዝ ናይ ፡ ሓባራዊ መሰላት፡ ምምሕዳራዊ፡ ኣባይትን ስራሕን...ወዘተ ንምርካብ ክትክእሉ
መሰረታዊ ኣብ መዓልታዊ ሂወትኩም ዝጠቕሙኹም መሰረታውያን ነገራት ብቋንቋ ፈርንሳ ምጽናዕ፣
La Cloche ሓደ ማሕበር ኮይኑ ናይ ደቂ ገዛውቲ ምትሕቑቛፍ ክድልድል ዘሰርሕ እዩ።
ምስታፍ ብ ወለንታ ኣብ ከተማ ቦርዶ ንዝርከቡ ጽጉማት ሰባት ቀረብ መግቢ ንምቃራብ
ንደቂ ኣንስቲዮ ውጽዓት ብሰንኪ ምኽንሻብ ፣ ኣብ ደቂ ኣንስቲዮ ዝወርድ ካብ ዓመጽ ንምቅላስ ናይ ድጋፍ ሓገዝ ምርካብ
ዎርክሾፕ ን ዝበለጸ ውጽኢትታዊ ዝኾነ፣ ስልጠና ን ምርካብ ልምምዳት ምግባር ነዳሉ
ኣብ ሞያዊ ህይወትካ ብዝተኻእለ መጠን ናጻ ብምዃን ምስ ሓደ ትካል ዕዉት ናይ ስራሕ መደብ ምውህሃድ።
ምውህሃድ ምምሃርን ቋንቋ ፈረንሳ ንመዓልታዊ ህይወትን ስራሕን ፈረንሳ ኣንብብ፡ ጽሓፍ፡ ምዝራብ፡ ምርዳእ፡ ኣብ ጉጅለ ምስ በዓል ሞያ
ምስኣል ብ ኢንተርኔት ወይ ኢ-ፎቶ ንወግዓዊ ሰነዳት ። ኣብ ኢንተርነት ንምስራሕን ንምጥቃምን ዝሕግዙ
ምሕታት ናይ ፈረንሳ ዜግነት ብ መገዲ ናቹራሊዛሽን ዝተባህለ መስርሕ